መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ኢዮብ
33
- Job 33
«
‹
33
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
›
»
1
ዎ እዮብ፡ ሕጂ ግና ንዘረባይ ስማዕ፡ ንዂሉ ቓለይ ከኣ ጽን በሎ።
Related
ኢዮ
13:6
-
ንተግሳጸይ ስምዑ
...
2
እንሆ፡ ኣፈይ እኸፍት ኣሎኹ፡ መልሓሰይውን ኣብ ትንሓገይ ትዛረብ ኣላ።
3
ዘረባይሲ ቕንዕና ልበይ እዩ ከናፍረይ ከኣ ነቲ ዚፈልጣኦ ብቕንዕና ኺነግራ እየን።
Related
ኢዮ
6:28
-
እስኪ ሕጅስ ናባ
...
4
መንፈስ ኣምላኽ እዩ ዝፈጠረኒ፡ እስትንፋስ እቲ ዂሉ ዚኽእል እዩ ህይወት ዝሀበኒ።
Related
ኢዮ
32:8
-
ግናኸ እቲ ኣብ
...
ኢዮ
12:10
-
ህያው ነፍሲ ዘበ
...
ኢዮ
27:3
-
እስትንፋሰይ ኣብ
...
መዝ
104:30
-
ትንፋስካ ትልእኽ
...
ዘፍ
2:7
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
ኢዮ
10:12
-
ህይወትን ጸጋን
...
5
እንተ ኽኢልካስ ምለሰለይ፡ ተዳሊኻ ኣብ ቅድመይ ቁም።
Related
ኢዮ
33:32
-
እትብሎ እንተ ኣ
...
6
እንሆ፡ ኣነ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከማኻ እየ፡ ኣነ ድማ ካብ መሬት እተገበርኩ እየ።
Related
ኢዮ
10:8
-
ኣእዳውካ ንዂለን
...
ኢዮ
4:19
-
እምበኣርሲ እቶም
...
7
እንሆ፡ ንኣይ ፈሪህካ ኣይክትሽበርን፡ ኢደይውን ኣይክትከብደካን እያ።
Related
ኢዮ
13:21
-
ኢድካ ኻባይ ኣር
...
8
ብሓቂ ኣብ ኣእዛነይ ተዛረብካ፡ ድምጺ ቓላትካ ሰሚዔ፡
9
ኣነ ብዘይ በደል ጽሩይ እየ፡ ንጹህ እየ፡ ሓጢኣት ከኣ የብለይን።
Related
ኢዮ
9:21
-
ኣነስ ፍጹም እየ
...
ኢዮ
10:4-7
-
ኣነ ረሲእ ከም
...
ኢዮ
13:18
-
እንሆ፡ ንነገረይ
...
ኢዮ
16:16-17
-
ኣእዳወይ ዓ
...
:
-
...
ኢዮ
13:23
-
ኣበሳይን ሓጢኣተ
...
ኢዮ
14:17
-
ንኣበሳይ ኣብ ከ
...
10
እንሆ፡ ንሱ ምኽንያት ኣባይ ረኺቡ፡ ከም ጸላኢ ይርእየኒ ኣሎ፡
Related
ኢዮ
13:24
-
ንምንታይከ ገጽካ
...
11
ነእጋረይ ኣብ ጒንዲ ኣሲሩወን፡ ንዂለን መገደይ ይቋመተን ኣሎ።
Related
ኢዮ
13:27
-
ንስኻ ነእጋረይ
...
12
እንሆ፡ ኣምላኽ ካብ ሰብ ይበልጽ እዩ እሞ፡ በዝስ ተጋጊኻ ኢለ እመልሰልካ ኣሎኹ።
Related
መክ
7:20
-
ብርግጽ ሰናይ ዚ
...
13
ብነገሩ ምላሽ ኣይህብን እዩ እሞ፡ ስለምንታይ ምስኡ እትካራኸር?
Related
ኢዮ
40:2
-
እቲ ወቓሲ ምስቲ
...
ኢሳ
45:9
-
እቲ ምስ ፈጣሪኡ
...
14
ኣምላኽ ሓንሳእ፡ ክልተ ሳዕ ይዘረብ፡ ሰብ ግና ኣየቕልብን እዩ።
Related
ኢዮ
33:29-30
-
እንሆ፡ ንነፍሱ
...
ኢዮ
40:5
-
ሓንሳእ ተዛሪበ
...
መዝ
62:11
-
ስልጣን ናይ ኣም
...
15
ብሕልሚ፡ ብናይ ለይቲ ራእይ፡ ንሰብ ከቢድ ድቃስ ምስ ወደቖ፡ ኣብ ዓራቱ ምስ ደቀሰ፡
Related
ዘፍ
15:12
-
ጸሓይ ክትዓርብ
...
ኢዮ
4:12
-
ንኣይ ግና ቓል
...
ኢዮ
4:12
-
ንኣይ ግና ቓል
...
ዳን
4:2
-
እቲ ልዑል ኣምላ
...
16-18
ንሰብ ካብ ግብሩ ምእንቲ ኺመልሶ፡ ካብ ትዕቢትውን ኪስውሮ፡ ንነፍሱ ኻብ ዓሚቚ ምእንቲ ኺባልሃ፡ ንህይወቱውን ካብ ሴፍ ኬናግፋስ፡ ሽዑ ንእዝኒ ሰብ ከፊቱ፡ ንተግሳጹ ይሓትሞ።
Related
ኢዮ
36:10
-
እዝኖም ንተግሳጽ
...
ኢዮ
36:15
-
ንሽጉር ብሽጋሩ
...
19
ሰብ ኣብታ ምድቃሱ ብስቓያት፡ ኣብ ዓጽሙ ዂሉ ጊዜ ብቓንዛ ይቕጻዕ፡
Related
ኢዮ
30:17
-
ብለይቲ ኣዕጽምተ
...
ምሳ
3:11-12
-
ወደየ፡ ከምቲ ኣ
...
20
ሽዑ ህይወቱ ንእንጌራ፡ ነፍሱውን ንጥዑም ምግቢ ትፍንፍኖ።
Related
መዝ
102:4
-
ምብላዕ እንጌራይ
...
ኢዮ
6:7
-
ነፍሰይ ምቕራብ
...
ኢዮ
3:24
-
እህህታይ ቅድሚ
...
መዝ
107:18
-
ነፍሶም ንመብልዕ
...
21
ዘይርኤ ኽሳዕ ዚኸውን ስጋኡ ይማስን። እቲ ቕድም ዘይተራእየ ኣዕጽምቱ ይቕላዕ።
Related
ኢዮ
16:8
-
ምጭምዳደይ ዚጐድ
...
መዝ
22:17
-
ንዅሉ ኣዕጽምተይ
...
ኢዮ
19:20
-
ኣዕጽምተይ ምስ
...
22
ከምኡ ነፍሱ ናብ መቓብር፡ ህይወቱውን ናብ ቀተልቲ ትቐርብ።
23
ንሰብ እታ ቕንዕቲ መገዲ ዚምህሮ፡ ካብ ኣሽሓትስ ሓደ ማእከላይ ኰይኑ ዚሕልዎ መልኣኽ እንተ ተረኽበ ግና፡
Related
ዘፍ
40:8
-
ሕልሚ ሐሊምና እ
...
ኢዮ
36:10
-
እዝኖም ንተግሳጽ
...
24
ሽዑ ንሱ፡ ካሕሳ ተቐቢለ እየ እሞ፡ ናብ መቓብር ካብ ምውራድ ኣድሕኖ፡ ኢሉ ይርሕርሓሉ።
Related
ኢዮ
33:16-18
-
ንሰብ ካብ ግብሩ
...
ኢዮ
33:27-28
-
ሽዑ ንሱ፡ ኣነ
...
ኢሳ
38:17
-
እንሆ፡ እዚ ዓብ
...
ኢዮ
36:18
-
ኲራ ናብ ጸርፊ
...
መዝ
49:7-9
-
ንሓዋሩ ኺነብር
...
25
ስጋኡ ኻብ ናይ ሕጻን ይልምልም፡ ናብ መዓልትታት ጒብዝናኡ ይምለስ።
Related
2ነገ
5:14
-
ሽዑ ወረዱ፡ ከም
...
መዝ
103:5
-
ንድሌትኪ ብጽቡቕ
...
26
ንኣምላኽ ኪልምኖ እሞ፡ ንሱ ጸጋ ኺህቦ እዩ፡ ንገጹውን ብሓጐስ የርእዮ፡ ነቲ ሰብቲ ጽድቁ ይመልሰሉ።
Related
ኢዮ
34:26-28
-
ገዓር ድኻ ናብኡ
...
መዝ
50:14
-
መስዋእቲ ምስጋና
...
ኢዮ
22:26
-
ሽዑ ንስኻ በቲ
...
ኢዮ
22:27
-
ክትልምኖ፡ ንሱው
...
27-28
ሽዑ ንሱ፡ ኣነ በደልኩ ፍትሒውን ደፈንኩ፡ ከም ዚግብኣኒ ኸኣ ኣይተቐጻዕኩን፡ ነፍሰይ ናብ መቓብር ከይትወርድ ተበጅይዋ፡ ህይወተይ ብርሃን ትርኢ ኣላ፡ ኢለ ኣብ ቅድሚ ሰብ ይዝምር።
Related
2ሳሙ
12:13
-
ሽዑ ዳዊት ንናታ
...
ሉቃ
15:21
-
እቲ ወዲ ድማ፥
...
ሮሜ
6:21
-
መወዳእታኡ ሞት
...
29-30
እንሆ፡ ንነፍሱ ኻብ መቓብር ኪመልሳ፡ ብብርሃን ህያዋን ምእንቲ ኽትበርህስ፡ ኣምላኽ ነዚ ዂሉ ኽልተ ሳዕ፡ ሰለስተ ሳዕ ንሰብ ይገብሮ።
Related
ኢዮ
33:14
-
ኣምላኽ ሓንሳእ፡
...
ኤፌ
1:11-12
-
ንሕና ቐደም ብክ
...
ፊል
2:12-13
-
ደጊም፡ ኣቱም ፍ
...
31
ኣታ እዮብ፡ ኣስተብሂልካማ ስማዓኒ፡ ክዛረብሲ ስቕ በል።
32
እትብሎ እንተ ኣልዩካ ምለሰለይ፡ ከጽድቐካ እደሊ ኣሎኹ እሞ፡ ተዛረብ።
Related
ኢዮ
33:5
-
እንተ ኽኢልካስ
...
33
እንተ ክምህረካስ፡ ጽን በል። ጥበብ ክምህረካስ፡ ስቕ በል።
Related
መዝ
34:11
-
ደቀየ፣ ፍርሃት
...
«
‹
33
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
›
»
1
"However, Job, Please hear my speech, and listen to all my words.
2
See now, I have opened my mouth. My tongue has spoken in my mouth.
3
My words shall utter the uprightness of my heart. That which my lips know they shall speak sincerely.
4
The Spirit of God has made me, and the breath of the Almighty gives me life.
5
If you can, answer me. Set your words in order before me, and stand forth.
6
Behold, I am toward God even as you are. I am also formed out of the clay.
7
Behold, my terror shall not make you afraid, neither shall my pressure be heavy on you.
8
"Surely you have spoken in my hearing, I have heard the voice of your words, saying,
9
''I am clean, without disobedience. I am innocent, neither is there iniquity in me.
10
Behold, he finds occasions against me. He counts me for his enemy.
11
He puts my feet in the stocks. He marks all my paths.''
12
"Behold, I will answer you. In this you are not just, for God is greater than man.
13
Why do you strive against him, because he doesn''t give account of any of his matters?
14
For God speaks once, yes twice, though man pays no attention.
15
In a dream, in a vision of the night, when deep sleep falls on men, in slumbering on the bed;
16
Then he opens the ears of men, and seals their instruction,
17
That he may withdraw man from his purpose, and hide pride from man.
18
He keeps back his soul from the pit, and his life from perishing by the sword.
19
He is chastened also with pain on his bed, with continual strife in his bones;
20
So that his life abhors bread, and his soul dainty food.
21
His flesh is so consumed away, that it can''t be seen. His bones that were not seen stick out.
22
Yes, his soul draws near to the pit, and his life to the destroyers.
23
"If there is beside him an angel, an interpreter, one among a thousand, to show to man what is right for him;
24
then God is gracious to him, and says, ''Deliver him from going down to the pit, I have found a ransom.''
25
His flesh shall be fresher than a child''s. He returns to the days of his youth.
26
He prays to God, and he is favorable to him, so that he sees his face with joy. He restores to man his righteousness.
27
He sings before men, and says, ''I have sinned, and perverted that which was right, and it didn''t profit me.
28
He has redeemed my soul from going into the pit. My life shall see the light.''
29
"Behold, God works all these things, twice, yes three times, with a man,
30
to bring back his soul from the pit, that he may be enlightened with the light of the living.
31
Mark well, Job, and listen to me. Hold your peace, and I will speak.
32
If you have anything to say, answer me. Speak, for I desire to justify you.
33
If not, listen to me. Hold your peace, and I will teach you wisdom."
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info