መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ኢዮብ
38
- Job 38
«
‹
38
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
›
»
1
ሽዑ እግዚኣብሄር ንእዮብ ካብ ህቦብላ ንፋስ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፡
Related
ኢዮ
40:6
-
ድማ እግዚኣብሄር
...
2
ብዘይ ፍልጠት ብምዝራቡ ንምኽረይ ዜጸልምቶ መን እዩ?
Related
ኢዮ
42:3
-
ብዘይ ፍልጠት ነ
...
ኢሳ
40:13
-
ንመንፈስ እግዚኣ
...
ኢዮ
35:16
-
እምበኣርከ እዮብ
...
ኢዮ
34:34-35
-
ለባማት ሰባትን
...
3
ከም ሰብኣይ ኴንካ ሕቜኻ ተዐጠቕ፡ ኣነ ኽጥይቐካ እየ፡ ንስኻውን ምለሰለይ።
Related
ምሳ
31:17
-
ሕቝኣ ብሓይሊ ይ
...
1ነገ
18:46
-
ኢድ እግዚኣብሄር
...
ኢዮ
40:7
-
ሰብኣይ ኩን፡ ሕ
...
ኢዮ
42:4
-
ክዛረበካስ ስምዓ
...
ኤር
1:17
-
እምበኣርሲ ንስኻ
...
4
ኣነ ንምድሪ ኽስርታ ኸሎኹስ፡ ኣበይ ነበርካ? ኣእምሮ እንተ ኣልዩካስ፡ ንገረኒ።
Related
ኢሳ
40:12
-
ንማያት ብኢዱ ዐ
...
ኢዮ
15:7
-
እቲ ቐዳማይ ሰብ
...
ዕብ
1:10
-
ድማ፡ ጐይታይ፡
...
ኢዮ
34:13
-
ንምድሪ ሓደራ ዝ
...
መዝ
104:5
-
ንዘለአለም ከይት
...
ምሳ
8:29
-
ማያት ካብ ትእዛ
...
ምሳ
30:4
-
ናብ ሰማይ ዝደየ
...
5
ነቲ ልክዓ ዝወሰነ መን እዩ?ዒራ ትፈልጦ ኢኻ፡ገመድ መለክዒ ኣብ ልዕሊኣ ዝዘርግሔኸ መን እዩ?
Related
ዘካ
1:16
-
ስለዚ ኸኣ እግዚ
...
ኢዮ
34:13
-
ንምድሪ ሓደራ ዝ
...
ኢሳ
40:12
-
ንማያት ብኢዱ ዐ
...
6-7
ከዋኽብቲ ጽባሕ ሐቢሮም ኬመስግኑ፡ ኲሎም ደቅ ኣምላክ እልል ኪብሉ ኸለው፡ መሰረታ ኣብ ምንታይ ተሰረተ? ወይ እምኒ መኣዝና ዘቘመ መን ኰን ይኸውን?
Related
ኢዮ
26:7
-
ንሰሜን ኣብ ባዶ
...
8
ከም ካብ ከርሲ ወላዲቱ ጥሒሱ ምስ ወጸ፡ ንባሕርስ ደጌታቱ ዝዐጸወኸ መን እዩ?
Related
መዝ
33:7
-
ንማያት ባሕሪ ኸ
...
ዘፍ
1:9
-
ኣምላኽ ድማ፥ እ
...
መዝ
104:6
-
ከም ብልብሲ ብመ
...
ኤር
5:22
-
ንኣይሲ ኣይምፈራ
...
9
ደበና ልብሱ ኪኸውን፡ ድቕድቕ ጸልማት ድማ መጠቕለሊኡ ኪኸውን ምስ ገበርኩ፡
10
ዶብ ምስ ኣቘምኩሉ፡ መሽጐርን መዓጹን ምስ ገበርኩሉ፡
Related
መዝ
33:7
-
ንማያት ባሕሪ ኸ
...
11
ክሳዕ ናብዚ ኽትመጽእ፡ ካብኡ ንንየው ኣይኰነን፡ እቲ ብርቱዕ ትዕቢት ማዕበላትካ ኻብዚ ኣይኪሐልፍን እዩ፡ በልኩ።
Related
ምሳ
8:29
-
ማያት ካብ ትእዛ
...
መዝ
124:5
-
ሽዑ ዕቡይ ማያት
...
12-13
ንወሰናት ምድሪ ኺሕዞ እሞ፡ እቶም ረሲኣን ተደርብዮም ምእንቲ ኺወጹ፡ ካብ እትውለድ ጀሚርካስ፡ ንንግሆ ኣዚዝካዮ፡ ወይስ ንወጋሕታ ሰፍራኡ ሐቢርካሉዶ ትፈልጥ ኢኻ?
14
ንሳ ኸም ጭቃ ኣብ ትሕቲ ማሕተም ትልወጥ፡ ኲሉ ነገርውን ከም ልብሲ ይቐውም፡
15
ሽዑ ንረሲኣን ብርሃኖም የግድፎም፡ እቲ ልዕል ዝበለ ቕልጽምውን ይስበር።
Related
ኢዮ
31:22
-
መንኩበይ ካብ መ
...
ኢዮ
24:13
-
እቲኣቶም ካብቶም
...
ኢዮ
5:14
-
ብመዓልቲ ንኣታቶ
...
ዘህ
15:30
-
ወዲ ዓዲ ዀነ ወ
...
መዝ
10:15
-
ንቕልጽም ረሲእ
...
መዝ
37:16-17
-
ቀላጽም ረሲኣን
...
16
ክሳዕ ምንጭታት ባሕሪዶ በጺሕካ? ኣብ ውሽጢ መዓሙቚከ ተመላሊስካዶ ትፈልጥ?
Related
ኢዮ
9:8
-
ንሱ ንሰማያት ይ
...
ዘፍ
7:11
-
ኣብ መበል ሹድሽ
...
ዘፍ
8:2
-
ናይቲ መዓሙቝ ዓ
...
መዝ
77:19
-
ጐደናኻ ኣብ ባሕ
...
ምሳ
8:24
-
ገና መዓሙቝ ከይ
...
ምሳ
8:28
-
ንደበና ናብ ላዕ
...
17
ደጌታት ሞትከ ተቐሊዑልካዶ? ኤረ ንደጌታት ድነ ሞትዶ ርኢኻ?
Related
ኢዮ
10:20-22
-
መዓልትታተይ ሒዶ
...
ማቴ
16:18
-
ኣነ ኸኣ እብለካ
...
ኢዮ
26:6
-
ሲኦል ኣብ ቅድሚ
...
ኢዮ
10:20-22
-
መዓልትታተይ ሒዶ
...
18
ንግፍሒ ምድሪኸ ኣስተብሂልካዮዶ? እዚ ዂሉ እትፈልጥ እንተ ዄንካስ፡ ተዛረብ።
Related
ኢዮ
28:23-24
-
ንወሰናት ምድሪ
...
19-20
ናብ ወሰኑ ኸተብጽሖ፡ ናብ ቤቱ እትወስድ መገዲውን ክትፈልጥሲ፡ እታ ናብ ማሕደር ብርሃን እትወስድ መገዲ ኣበይ ኣላ? ጸልማትከ ቦታኡ ኣበይ ኣሎ?
21
ሽዑ ይኣ ተወሊድካ ኔርካ ኢኻ፡ ኤረ ቚጽሪ መዓልትታትካ ብዙሕ እዩ እሞ፡ ንስኻ ትፈልጦ ኢኻ።
Related
ኢዮ
15:7
-
እቲ ቐዳማይ ሰብ
...
22-23
ናብቲ ንጊዜ ጸበባ ንመዓልቲ ሰልፍን ውግእን ኪኸውን ኢለ ዝዐቘርክዎ መዝገብ ውርጪዶ ኣቲኻ? ወይስ ነቲ መዝገብ በረድከ ርኢኻዮዶ?
Related
መዝ
147:17
-
ንበረዱ ኸም ርፍ
...
ኢዮ
37:6
-
ንውርዕጭን ንነጠ
...
ዘጸ
9:18
-
እንሆ፡ ካብ እት
...
ኢያ
10:11
-
ኰነ ኸኣ፡ ካብ
...
ኢሳ
30:30
-
እግዚኣብሄር ድማ
...
ህዝ
13:11
-
ነቶም ብዘይ ቀው
...
ህዝ
13:13
-
ስለዚ እግዚኣብሄ
...
ራእ
16:21
-
ኣስታት ሓደ መክ
...
24
ኣብ ልዕሊ ምድሪ እታ ብርሃን ዚምቀለላ፡ ንፋስ ምብራቕ ዚዝርግሓላ መገድስ ኣየነይቲ እያ?
Related
ኢዮ
26:10
-
ብርሃንን ጸልማት
...
25-27
ነታ ሰብ ዘይነብረላ ሃገር፡ ነቲ ሰብ ዜብሉ በረኻ ምእንቲ ኼዝንመሉስ፡ ነቲ ምድሪ ኣጻምእን በረኻን ኬርውዮ፡ ለምለም ሳዕሪ ምእንቲ ኼብቊል፡ ንፋሳሲ ዝናምሲ መትረብ ዘቃንዓሉ፡ ንበርቂ ነጐዳውን መገዲ ዝህቦ መን እዩ?
Related
ኢዮ
28:26
-
ንዝናምሲ ሕጊ፡
...
28
ንዝናምዶ ኣቦ ኣልይዎ? ንነጠብጣብ ኣውሊ ዝወለዶኸ መን እዩ?
Related
ኢዮ
36:27
-
ንነጥብታት ማይ
...
መዝ
147:8
-
ነቲ ንሰማያት ብ
...
ኤር
14:22
-
ካብቶም ናይ ኣረ
...
29
በረድ ካብ ከርሲ መን እዩ ዚወጽእ? ንኣስሓይታ ሰማይከ ዝወለዶ መን እዩ?
Related
መዝ
147:16
-
ንበረድ ከም ጸም
...
ኢዮ
37:10
-
ብእስትንፋስ ኣም
...
መዝ
147:17
-
ንበረዱ ኸም ርፍ
...
30
ማያት ከም እምኒ ዀይኑ ይስወር፡ ዝባን እቲ ዓሚቚውን ይረግእ።
31
ንማእሰር እቶም ሾብዓተ ኸዋኽብቲ ኽትልቅሞ፡ ንኦሪዮን ካብ ማእሰሩ ኽትፈትሖዶ ይከኣለካ እዩ?
Related
አሞ
5:8-9
-
-እቲ ንሾብዓተ
...
ኢዮ
9:9
-
ንድቢ፡ ንኦርዮን
...
32
ንናይ ማዛሮት ምልክት በብጊዜኡ ኸተውጽኦ፡ ወይስ ንድቢ ምስቶም ደቃ ክትመርሓዶ ይከኣለካ እዩ?
33
ንሕጋጋት ሰማይ ትፈልጦ ዲኻ? ንምልኩ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትምድቦኸ ንስኻ ዲኻ?
Related
መዝ
148:6
-
ንዘለአለመ ኣለም
...
ኤር
31:35
-
እቲ ጸሓይ ንብር
...
34
ብዝሒ ማይ ምእንቲ ኪኸድነካ፡ ንድምጽኻ ኽሳዕ ደበና ኸተልዕሎዶ ይከኣለካ እዩ?
Related
ኢዮ
22:11
-
ወይስ ነቲ ኸቢቡ
...
ኢዮ
36:27
-
ንነጥብታት ማይ
...
ኢዮ
38:37-38
-
ሓመድ ተበጽቢጹ
...
35
እኔና ኢሎምኻ ኪኽዱስ፡ ንበርቅታት ክትልእኮምዶ ይከኣለካ እዩ?
Related
ኢዮ
36:32
-
ነእዳው ብመብረቕ
...
ኢዮ
37:3
-
ንእኡ ናብ ትሕቲ
...
36
ንጥበብ ናብ ውሽጢ ዘንበራ መን እዩ? ወይስ ንልቢ ምስትውዓል ዝሀቦ መን እዩ?
Related
ኢዮ
32:8
-
ግናኸ እቲ ኣብ
...
ኢዮ
12:13
-
ጥበብን ስልጣንን
...
ኢዮ
9:4
-
ንሱ ብምስትውዓል
...
መዝ
51:6
-
እንሆ፡ ንሓቂ ኣ
...
መክ
2:26
-
ነቲ ባህ ዜብሎ
...
37-38
ሓመድ ተበጽቢጹ ምስ ዚረግእ፡ ደናኲል ብሓደ ምስ ዚጣበቑ፡ ንደበናታት ብጥበብ ዚቘጽሮም መን እዩ፡ ነሕርብቲ ሰማይ ዜፍስሶምከ መን እዩ?
Related
ኢዮ
38:34
-
ብዝሒ ማይ ምእን
...
39-40
ንዋዕሮዶ ሃድን ተምጽኣላ፡ ነቶም ኣብ በዓትታት ለጥ ኢሎም፡ ኣብ ዱርውን ኣድብዮም ዚጸንሑ ኰራዂር ኣንበሳኸ፡ ንጥሜቶምዶ ተጽግቦ ኢኻ?
Related
መዝ
104:20
-
ጸልማት ትገብር፣
...
41
ኳዂ፡ ጨጫውቱ ዚብላዕ ስኢኖም እናተመላለሱ፡ ናብ ኣምላኽ እንተ ተማህለሉ፡ ዚምግቦኸ መን እዩ?
Related
መዝ
147:9
-
ነቲ ንእንስሳን
...
ማቴ
6:26
-
ነዕዋፍ ሰማይ ተ
...
ሉቃ
12:24
-
ናብ ኳዃትማ ኣስ
...
«
‹
38
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
›
»
1
Then Yahweh answered Job out of the whirlwind,
2
"Who is this who darkens counsel by words without knowledge?
3
Brace yourself like a man, for I will question you, then you answer me!
4
"Where were you when I laid the foundations of the earth? Declare, if you have understanding.
5
Who determined the measures of it, if you know? Or who stretched the line on it?
6
Whereupon were the foundations of it fastened? Or who laid its cornerstone,
7
when the morning stars sang together, and all the sons of God shouted for joy?
8
"Or who shut up the sea with doors, when it broke forth from the womb,
9
when I made clouds its garment, and wrapped it in thick darkness,
10
marked out for it my bound, set bars and doors,
11
and said, ''Here you may come, but no further. Here shall your proud waves be stayed?''
12
"Have you commanded the morning in your days, and caused the dawn to know its place;
13
that it might take hold of the ends of the earth, and shake the wicked out of it?
14
It is changed as clay under the seal, and stands forth as a garment.
15
From the wicked, their light is withheld. The high arm is broken.
16
"Have you entered into the springs of the sea? Or have you walked in the recesses of the deep?
17
Have the gates of death been revealed to you? Or have you seen the gates of the shadow of death?
18
Have you comprehended the earth in its breadth? Declare, if you know it all.
19
"What is the way to the dwelling of light? As for darkness, where is its place,
20
that you should take it to its bound, that you should discern the paths to its house?
21
Surely you know, for you were born then, and the number of your days is great!
22
Have you entered the treasuries of the snow, or have you seen the treasures of the hail,
23
which I have reserved against the time of trouble, against the day of battle and war?
24
By what way is the lightning distributed, or the east wind scattered on the earth?
25
Who has cut a channel for the flood water, or the path for the thunderstorm;
26
To cause it to rain on a land where no man is; on the wilderness, in which there is no man;
27
to satisfy the waste and desolate ground, to cause the tender grass to spring forth?
28
Does the rain have a father? Or who fathers the drops of dew?
29
Out of whose womb came the ice? The gray frost of the sky, who has given birth to it?
30
The waters become hard like stone, when the surface of the deep is frozen.
31
"Can you bind the cluster of the Pleiades, or loosen the cords of Orion?
32
Can you lead forth the constellations in their season? Or can you guide the Bear with her cubs?
33
Do you know the laws of the heavens? Can you establish the dominion of it over the earth?
34
"Can you lift up your voice to the clouds, That abundance of waters may cover you?
35
Can you send forth lightnings, that they may go? Do they report to you, ''Here we are?''
36
Who has put wisdom in the inward parts? Or who has given understanding to the mind?
37
Who can number the clouds by wisdom? Or who can pour out the bottles of the sky,
38
when the dust runs into a mass, and the clods of earth stick together?
39
"Can you hunt the prey for the lioness, or satisfy the appetite of the young lions,
40
when they crouch in their dens, and lie in wait in the thicket?
41
Who provides for the raven his prey, when his young ones cry to God, and wander for lack of food?
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info