መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
102
- Psalms 102
«
‹
102
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ጐይታየ፣ ጸሎተይ ስማዕ፣ አውያተይውን ኣባኻ ይብጻሕ።
Related
ዘጸ
2:23
-
ኰነ ድማ፡ ድሕሪ
...
1ሳሙ
9:16
-
ገዓሩ ናባይ ስለ
...
2
ብመዓልቲ ጸበባይ ገጽካ ኣይትኸውለለይ፣ እዝንኻ ኣድንነለይ፣ በታ ዘእውየላ መዓልቲ ቐልጢፍካ ምለሰለይ።
3
መዓልትታተይ ከም ትኪ ይበና ኣለዋ እሞ፣ አዕጽምተይ ከኣ ከም እያድ ይነድድ ኣሎ።
Related
ያዕ
4:14
-
ንስኻትኩም ነቲ
...
መዝ
31:10
-
ህይወተይ ብጓሂ፣
...
ድጒ
1:13
-
ካብ ላዕሊ ናብ
...
መዝ
38:7
-
ጐነይ ረስኒ መሊ
...
መዝ
38:8
-
ኣነ ሰንሰንኩ፣
...
ኢዮ
30:30
-
ቈርበተይ ጸሊሙ፡
...
4
ምብላዕ እንጌራይ ረሲዔዮ እየ እሞ፣ ልበይ ከም ሳዕሪ ጸምለወን ነቐጸን።
Related
ያዕ
1:11
-
ጸሓይ ምስ ዋዒኣ
...
1ሳሙ
1:7
-
ንሳ ዓመት ንዓመ
...
2ሳሙ
12:17
-
እቶም ዓበይቲ ቤ
...
እዝ
10:6
-
እዝራ ድማ ካብ
...
ኢዮ
33:20
-
ሽዑ ህይወቱ ንእ
...
መዝ
102:11
-
መዓልትታተይ ከም
...
5
ካብ ድምጺ ገዓረይ እተላዕለ አዕጽምተይ አብ ስጋይ ተጣበቐ።
Related
ኢዮ
19:20
-
ኣዕጽምተይ ምስ
...
ድጒ
4:8
-
ገጾም ካብ ጸሊም
...
6
ኣባ ጉምባሕ በረኻ መሰልኩ፣ ከም ጉንጓ ዑናታት ኰንኩ።
Related
ኢሳ
34:11
-
ኣባጉምባሕን ቅን
...
ሶፎ
2:14
-
ኣብ ማእከላ መጓ
...
ዘሌ
11:17
-
ንእሽቶ ጒንጓን
...
ዘሌ
11:18
-
ቀራን ጒንጓን ቀ
...
7
ተጋህኩ፣ ከምቲ አብ ናሕሲ በይኑ ዘሎ ዑፍ ከኣ እየ።
8
ምሉእ መዓልቲ ጸላእተይ የላግጹለይ፣ ተጻረርተይ ብስመይ ይረግሙ ኣለዉ።
Related
ግብ
26:11
-
ኣብ ኲሉ ኣባይቲ
...
ኢሳ
65:15
-
ስምኩም ድማ ኣብ
...
ኤር
29:22
-
ካባታቶም ከኣ ኣ
...
ዘካ
8:13
-
ኪኸውን ድማ እዩ
...
9
ንሓመዅስቲ ኸም እንጌራ እበልዖ ኣሎኹ እሞ፣ ንመስተይ ምስ ንብዓት እሕውሶ ኣሎኹ።
Related
መዝ
42:3
-
ኵሉ ጊዜ፣ ኣምላ
...
10
ብምኽንያት ኵራኻን ቊጥዓኻን አልዒልካ ደርቢኻኒ ኢኻ እሞ፣
Related
ኢዮ
27:21
-
ንፋስ ምብራቕ ኣ
...
ኢዮ
30:22
-
ሓፍ ኣቢልካ ብህ
...
መዝ
109:22
-
ኣነ መስኪንን ድ
...
11
መዓልትታተይ ከም ዚነውሕ ጽላሎት እየን፣ ኣነውን ከም ሳዕሪ እነቅጽ ኣሎኹ።
Related
ያዕ
1:11
-
ጸሓይ ምስ ዋዒኣ
...
ኢዮ
14:2
-
ከም ዕንበባ ይዕ
...
መዝ
102:4
-
ምብላዕ እንጌራይ
...
መክ
6:10-12
-
ንኸንቱነት ዜብዝ
...
መዝ
90:6
-
ንግሆ ይዕምብብ
...
12
ዎ እግዚኣብሄር፣ ንስኻ ግና ንዘለአለም ትነብር፣ መዘከርታኻውን ንውሉድ ወለዶ እዩ።
Related
ድጒ
5:19
-
ንስኻ ዎ እግዚኣ
...
13-14
ጊዜ ምሕረታ እዩ፣ እቲ ምዱብ ጊዜ በጺሑ፣ ባሮትካ ነእማና ኣፍቂሮም፣ ብሓመዳ ኸኣ ጕህዮም እዮም እሞ፣ ክትትንስእ ንጽዮንውን ክትርሕርሓላ ኢኻ።
Related
መዝ
75:2
-
ነቲ ምዱብ ጊዜ
...
ኢሳ
60:10
-
ብዂራይ ወቒዔኪ፡
...
ዘካ
1:12
-
ሽዑ እቲ መልኣኽ
...
መዝ
69:14
-
ከይሰጥምሲ ኻብ
...
15
ኣህዛብ ከኣ ንስም እግዚኣብሄር፣ ኵሎም ነገስታት ምድሪ ድማ ንኽብርኻ ኺፈርሁ እዮም።
Related
ኢሳ
45:5-6
-
እግዚኣብሄር ኣነ
...
መዝ
148:11
-
ነገስታት ምድርን
...
1ነገ
8:43
-
ብዘለዉ ህዝብታት
...
16
እግዚኣብሄር ንጽዮን ኪሀንጻ፣ ብኽብሩ ኺግለጽ እዩ።
Related
መዝ
51:18
-
ንጽዮን ብጸጋኻ
...
መዝ
147:2
-
እግዚኣብሄር ንየ
...
ኢሳ
60:1
-
ብርሃንኪ መጺኡ፡
...
ኢሳ
60:1
-
ብርሃንኪ መጺኡ፡
...
መዝ
57:6
-
ንስጕምተይ መጻወ
...
17
አብ ጸሎት ሽጉራት ኬቕልብ፣ ንጸሎቶምውን ኣይኪንዕቕን እዩ እሞ፣
Related
ኢዮ
36:5
-
እንሆ፡ ኣምላኽ
...
18
እዚ ነቲ ዚመጽእ ወለዶ ኺጽሐፍ፣ እቲ ዚፍጠር ህዝቢውን ንእግዚኣብሄር ኬመስግኖ እዩ።
Related
ኢሳ
43:21
-
እቲ ንኣይ ዝደኰ
...
19-22
ኵሎም ኣህዛብን መንግስትታትን ኣብ ጽዮን ንስም እግዚኣብሄር አብ የሩሳሌም ድማ ንምስጋናኡ ኺነግሩ ኢሎም፣ ንእግዚኣብሄር ኬገልግልዎ ምስ ተኣከቡ፣ እግዚኣብሄር ንብኽያት እሱራት ኪሰምዕ፣ ነቶም ንሞት እተመደቡ ምእንቲ ኺፈትሖም ካብ ልዕልና መቕደሱ ረአየ፣ ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ኣንቈልቊሉ ጠመተ።
Related
መዝ
80:14-15
-
ዎ አምላኽ ሰራዊ
...
መዝ
14:2
-
ንእግዚኣብሄር ዚ
...
መዝ
150:1
-
ሃሌሉያ። ንኣምላ
...
መዝ
11:4
-
እግዚኣብሄር ኣብ
...
23
ንሓይለይ አብ መገዲ ኣድከሞ፣ ንመዓልትታተይ ኣሕጸረን።
Related
መዝ
39:5
-
እንሆ፣ ንመዓልት
...
መዝ
89:45
-
መዓልትታት ንእስ
...
24
ኣምላኸየ፣ አብ ፍርቂ መዓልትታተይ አይትውሰደኒ፣ በልኩ። ዓመታትካ ንውሉድ ወለዶ እዩ።
Related
መዝ
90:2
-
ኣኽራን ከይተወል
...
ኢዮ
36:26
-
እንሆ፡ ኣምላኽ
...
መዝ
39:13
-
ካብዚ ኸይከድኩ፣
...
ኢሳ
38:10
-
ኣነስ፡ ኣብቲ ጣ
...
25
ካብ ጥንቲ ንምድሪ ሰረትካያ፣ ሰማያት ከኣ ግብሪ ኣእዳውካ እዮም።
Related
መዝ
90:2
-
ኣኽራን ከይተወል
...
2ዜና
2:12
-
ሑራም ድማ ቀጺሉ
...
ዕብ
1:10
-
ድማ፡ ጐይታይ፡
...
ነህ
9:6
-
ንስኻ፡ እወ ንስ
...
ዘፍ
1:1
-
ኣምላኽ ብመጀመር
...
1ዜና
16:26
-
ኲሎም ኣማልኽቲ
...
ዕብ
1:10
-
ድማ፡ ጐይታይ፡
...
ኢሳ
48:13
-
ኢደይ ምድሪ ሰረ
...
26
ንሳቶም ኪጠፍኡ እዮም፣ ንስኻ ግና ትነብር፣ ኵላቶም ከም ክዳን ኪበልዩ እዮም፣ ከም ልብሲ ኽትልውጦም ኢኻ፣ ኪልወጡውን እዮም።
Related
ኢሳ
50:9
-
እንሆ፡ እግዚኣብ
...
ኢሳ
34:4
-
ኲሉ ሰራዊት ሰማ
...
ኢሳ
51:6
-
ኣዒንትኹም ናብ
...
ማቴ
24:35
-
ሰማይን ምድርን
...
2ጴጥ
3:10
-
መዓልቲ ጐይታ ግ
...
ራእ
20:11
-
ዓብዪ ጻዕዳ ዝፋ
...
ዕብ
12:27
-
እዛ፡ ሓደ ጊዜ
...
ኢዮ
14:10
-
ሰብ ግና ይመውት
...
27
ንስኻ ግና ከም ቀደምካ ኢኻ፣ ዓመታትካውን ከቶ ኣይውዳእን።
Related
መዝ
90:2
-
ኣኽራን ከይተወል
...
ኢዮ
36:26
-
እንሆ፡ ኣምላኽ
...
ኢሳ
41:4
-
ነዚ ዝሰርሖን ዝ
...
ኢሳ
43:10
-
ኣነ ኸም ዝዀንኩ
...
ሚል
3:6
-
ኣነ እግዚኣብሄር
...
ያዕ
1:17
-
ጽቡቕ ውህበትን
...
ድጒ
5:19
-
ንስኻ ዎ እግዚኣ
...
ዕብ
13:8
-
የሱስ ክርስቶስ
...
28
ውሉድ ባሮትካ ኺነብሩ ዘርኦም ከኣ አብ ቅድሜኻ ኺጸንዕ እዩ።
«
‹
102
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
<
> Hear my prayer, Yahweh! Let my cry come to you.
2
Don''t hide your face from me in the day of my distress. Turn your ear to me. Answer me quickly in the day when I call.
3
For my days consume away like smoke. My bones are burned as a firebrand.
4
My heart is blighted like grass, and withered, for I forget to eat my bread.
5
By reason of the voice of my groaning, my bones stick to my skin.
6
I am like a pelican of the wilderness. I have become as an owl of the waste places.
7
I watch, and have become like a sparrow that is alone on the housetop.
8
My enemies reproach me all day. Those who are mad at me use my name as a curse.
9
For I have eaten ashes like bread, and mixed my drink with tears,
10
Because of your indignation and your wrath, for you have taken me up, and thrown me away.
11
My days are like a long shadow. I have withered like grass.
12
But you, Yahweh, will abide forever; your renown endures to all generations.
13
You will arise and have mercy on Zion; for it is time to have pity on her. Yes, the set time has come.
14
For your servants take pleasure in her stones, and have pity on her dust.
15
So the nations will fear the name of Yahweh; all the kings of the earth your glory.
16
For Yahweh has built up Zion. He has appeared in his glory.
17
He has responded to the prayer of the destitute, and has not despised their prayer.
18
This will be written for the generation to come. A people which will be created will praise Yah.
19
For he has looked down from the height of his sanctuary. From heaven, Yahweh saw the earth;
20
to hear the groans of the prisoner; to free those who are condemned to death;
21
that men may declare the name of Yahweh in Zion, and his praise in Jerusalem;
22
when the peoples are gathered together, the kingdoms, to serve Yahweh.
23
He weakened my strength along the course. He shortened my days.
24
I said, "My God, don''t take me away in the midst of my days. Your years are throughout all generations.
25
Of old, you laid the foundation of the earth. The heavens are the work of your hands.
26
They will perish, but you will endure. Yes, all of them will wear out like a garment. You will change them like a cloak, and they will be changed.
27
But you are the same. Your years will have no end.
28
The children of your servants will continue. Their seed will be established before you."
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info