መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
104
- Psalms 104
«
‹
104
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ነፍሰይ፣ ንእግዚአብሄር ባርኺ፣ ዎ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ፣ ንስኻ ኣዚኻ ዓብዪ ኢኻ፣ ግርማን ክብርን ለበስካ።
Related
ኢዮ
40:10
-
እምበኣርስከ ኽብ
...
መዝ
93:1
-
እግዚኣብሄር ነጊ
...
መዝ
40:17
-
ኣነስ ሽጉርን መ
...
2
ንብርሃን ከም ልብሲ ለበስካዮ፣ ንሰማያት ከም መጋረጃ ዘርጋሕካዮ፣
Related
መዝ
19:4
-
ገመዶም ናብ ኵላ
...
ኢዮ
37:18
-
ነቲ ኸም ፍሱስ
...
ዳን
7:9
-
ኣነ ዝፋናት ክሳ
...
ዘፍ
1:3
-
ኣምላኽ ከኣ፥ ብ
...
ኢዮ
9:8
-
ንሱ ንሰማያት ይ
...
ኢሳ
40:22
-
ንሱ እዩ ኣብ ል
...
መዝ
19:2
-
ሓንቲ መዓልቲ ነ
...
ዘፍ
1:6
-
ኣምላኽ ድማ፥ ን
...
አሞ
9:6
-
እቲ ኣደራሻቱ ኣ
...
3
ንርሻንካ አብ ማያት ሀነጽካዮ፣ ንደበናስ ሰረገላኻ ገበርካ፣ አብ አኽናፍ ንፋስ ኴንካ ኸድካ።
Related
ዘዳ
33:26
-
ዎ ይሹሩን፣ ነቲ
...
2ሳሙ
22:11
-
ኣብ ልዕሊ ኪሩቤ
...
አሞ
9:6
-
እቲ ኣደራሻቱ ኣ
...
መዝ
24:1-2
-
እግዚኣብሄር ንም
...
4
ንንፋሳት ልኡኻትካ፣ ንሃልሃልታ ሓዊ አገልገልትኻ ገበርካዮም።
Related
ዕብ
1:7
-
ብዛዕባ መላእኽቲ
...
መዝ
148:8
-
ኣቱም ሓውን በረ
...
2ነገ
2:11
-
ኰነ ኸኣ፡ እናተ
...
2ነገ
6:17
-
ኤልሳእ ድማ፡ ዎ
...
ህዝ
1:13
-
ትርኢት እቶም እ
...
ህዝ
1:14
-
እቶም እንስሳ ኸ
...
5
ንዘለአለም ከይትናወጽሲ፣ ንምድሪ አብ መሰረታ አጽንዓ።
Related
መዝ
90:2
-
ኣኽራን ከይተወል
...
ምሳ
8:29
-
ማያት ካብ ትእዛ
...
ኢዮ
38:4
-
ኣነ ንምድሪ ኽስ
...
መዝ
24:1-2
-
እግዚኣብሄር ንም
...
መዝ
93:1
-
እግዚኣብሄር ነጊ
...
6
ከም ብልብሲ ብመዓሙቚ አልበስካያ፣ ማያት አብ ልዕሊ አኽራን ቈሙ።
Related
ዘፍ
1:2
-
ምድሪ ድማ በረኻ
...
7
ብመግናሕትኻ ሀደሙ፣ ብድምጺ ነጐድጓድካ ቐልጢፎም ከዱ።
Related
መዝ
18:13
-
እግዚኣብሄር ድማ
...
መዝ
29:3
-
ድምጺ እግዚኣብሄ
...
ኢዮ
7:12
-
ሓላዊ ዝገበርካለ
...
ምሳ
8:29
-
ማያት ካብ ትእዛ
...
8
አብቲ ዝመደብካሎም ቦታ ኣኽራን ልዕል በሉ፣ ለሴታትውን ለጠቕ በሉ።
Related
ዘፍ
1:9
-
ኣምላኽ ድማ፥ እ
...
9
ተመሊሶም ንምድሪ ኸይከድንዋስ፣ ዘይሐልፍዎ ደረት ወሰንካሎም።
Related
ኢዮ
38:8
-
ከም ካብ ከርሲ
...
ኤር
5:22
-
ንኣይሲ ኣይምፈራ
...
ዘፍ
9:11
-
ኪዳነይ ከኣ ምሳ
...
10
አብ ሽንጭሮታት ዓይኒ ማያት ኣንታዕካ፣ አብ መንጎ አኽራን ይውሕዛ።
Related
መዝ
107:35
-
ንበረኻ ናብ መዕ
...
ኢሳ
41:18
-
ውሒዝ ኣብቶም መ
...
መዝ
147:8
-
ነቲ ንሰማያት ብ
...
11
ንዅሉ እንስሳ መሮር የስትያኦ፣ ኣእዱግ በረኻ ይረውዩለን።
Related
ኢዮ
39:5-6
-
ነቲ ጸምጸም በረ
...
12
ኣዕዋፍ ሰማይ አብ ጥቓኤን ይነብራ፣ ካብ ማእከል ጨናፍር ከኣ ድምጸን የስምዓ።
Related
ማቴ
13:32
-
ንሳ ኸኣ ካብ ኵ
...
ማቴ
8:20
-
የሱስ ድማ፡ ንወ
...
13
ነኽራን ካብ ርሻናትካ ተስትዮ፣ ምድሪ ብፍረ ተግባርካ ትጸግብ።
Related
ኢዮ
36:31
-
በዚ ኸምዚ ነህዛ
...
14-15
ወይኒ ንልቢ ሰብ ኬሐጕሶ፣ ዘይቲ ንገጹ ኼብርሆ፣ እንጌራውን ንልቢ ሰብ ኬጽንዖስ፣ ካብ ምድሪ ምግቢ ምእንቲ ኼውጽእ፣ ንእንስሳስ ሳዕሪ፣ ንጥቕሚ ሰብ ከኣ ተኽሊ ኣብቈልካ።
Related
ኢዮ
28:5
-
ካብ ምድሪ እዩ
...
ኢዮ
40:20
-
ኣኽራን ሳዕሪ የ
...
ዘዳ
11:15
-
ኣብ ግራሁኻ ድማ
...
ኢዮ
38:25-27
-
ነታ ሰብ ዘይነብ
...
መዝ
147:8
-
ነቲ ንሰማያት ብ
...
ዘፍ
1:29
-
ኣምላኽ ድማ፡ እ
...
16
ኣእዋም እግዚኣብሄርን እተን ዝተኸልካየን ጽሕድታት ሊባኖስን ጸገባ።
Related
መዝ
92:12
-
ጻድቕ ከም ስየ
...
መዝ
72:16
-
ብዝሒ እኽሊ ኣብ
...
17
ኣዕዋፍ ኣብኡ እንዳኤን ይሰርሓ፣ ጽሕድታት ንራዛ ማሕደሪኡ እየን።
Related
ዘሌ
11:19
-
ራዛን ሰብ ጸራድ
...
18
ነዋሕቲ ኣኽራን ንሰሰውሕ፣ ኣኻውሕ ድማ መዕቈቢ ጊሔታት እዩ።
Related
ኢዮ
39:1
-
ነቲ ጤለ በዱ እ
...
ዘዳ
14:7
-
መጕስዕ ካብ ዚመ
...
ዘሌ
11:5
-
ጊሔ ድማ፡ መጒስ
...
ምሳ
30:26
-
ጊሔታይ ሓይሊ ዜ
...
19
ወርሒ ንመመደብ ግዝያት ገበረ፣ ጸሓይ ንምዕራባ ትፈልጥ።
20
ጸልማት ትገብር፣ ለይቲውን ይኸውን፣ ብእኡ ዅሎም እንስሳ ዱር ይዛወሩ።
21
ሽደናት ኣንበሳ ንምዝራፍ ይጓዝሙ፣ ቀለቦም ከኣ ካብ ኣምላኽ ይደልዩ።
Related
ኢዮ
38:39-40
-
ንዋዕሮዶ ሃድን
...
22
ጸሓይ ትበርቕ፣ ይምለሱ፣ አብ ጒድጓዶም ድማ ይድቅሱ።
Related
ኢዮ
37:8
-
ሽዑ ኣራዊት ነና
...
23
ሰብ ናብ ተግባሩን ናብ ዕዮኡን ክሳዕ ምሸት ይወጽእ።
Related
ኢዮ
24:5
-
እንሆ፡ ከም ኣድ
...
24
ዎ እግዚኣብሄር፣ ግብርታትካስ ክንደይ ብዙሕ እዩ፣ ንዅሉ ብጥበብ ገበርካዮ፣ ምድሪ ብሃብትኻ መሊኣ ኣላ።
Related
መዝ
136:5
-
ምሕረቱ ንዘለአለ
...
ምሳ
3:19
-
እግዚኣብሄር ንም
...
ኤር
10:12
-
ንሱ ብሓይሉ ምድ
...
ኤር
51:15
-
ንሱ ብሓይሉ ምድ
...
ዘፍ
1:31
-
ኣምላኽ ከኣ ዝገ
...
መዝ
8:2
-
ምእንቲ ተቓወምት
...
ምሳ
8:22
-
እግዚኣብሄር ኣብ
...
25
እታ ዓባይን ገፋሕን ባሕሪ እዚኣ እያ፣ ቍጽሪ ዜብሎም ዓበይትን ናእሽቱን እንስሳ አብአ ይዋሳወሱ ኣለዉ።
26
አብኣ መራኽብ ይኸዳ፣ እቲ ዝፈጠርካዮ ሌዋታን ኣብኣ ይጻወት።
Related
ኢዮ
40:20
-
ኣኽራን ሳዕሪ የ
...
ኢዮ
41:1
-
እንሆ፡ ተስፋኡ
...
መዝ
74:14
-
ኣርእስቲ ሌዋታን
...
27
እዚኣቶም ኵሎም ምግቦም በብጊዜኡ ኽትህቦምሲ፣ ንኣኻ ይጽበዩ ኣለዉ።
28
ንስኻ ትህቦም፣ ይእክቡ። ንስኻ ኢድካ ትዝርግሕ፣ ብጸጋውን ይጸግቡ አለዉ።
Related
መዝ
145:16
-
ኢድካ ትኸፍት እ
...
29
ንስኻ ገጽካ ትኽውል፣ ይስምብዱ፣ ትንፋሶም ተውጽእ፣ ይሞቱ፣ አብ መሬቶምውን ይምለሱ።
Related
መዝ
30:7
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
ዘፍ
3:19
-
ናብታ እተፈጠርካ
...
ዘዳ
31:17
-
በታ መዓልቲ እቲ
...
መዝ
146:4
-
ትንፋሱ ይወጽእ፣
...
መክ
12:7
-
መሬት ድማ፡ ከም
...
ኢዮ
34:14
-
ንሱ ንሰብ እንተ
...
መክ
3:20
-
ኹሎም ናብ ሓንቲ
...
መዝ
90:3
-
ኣቱም ደቂ ሰብ፣
...
30
ትንፋስካ ትልእኽ፣ ይፍጠሩ፣ ንገጽ ምድሪውን ትሕድሳ።
Related
ህዝ
37:10
-
ኣነ ኸኣ ኸምቲ
...
ግብ
2:2
-
ብድንገት ከኣ ከ
...
መዝ
33:6
-
ሰማያት ብቓል እ
...
ዘፍ
1:2
-
ምድሪ ድማ በረኻ
...
ኢዮ
33:4
-
መንፈስ ኣምላኽ
...
ህዝ
37:9
-
ሽዑ ንሱ፣ ኣታ
...
31
ክብሪ እግዚኣብሄር ንዘለአለም ይንበር፣ እግዚኣብሄር ብተግባሩ ይተሐጐስ።
Related
ዘፍ
1:31
-
ኣምላኽ ከኣ ዝገ
...
32
አብ ምድሪ ይጥምት፣ ንሳ ኸኣ ተንቀጥቅጥ፣ ነኽራን ይትንክዮም እሞ ይተኩ።
Related
መዝ
144:5
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
ዘጸ
19:18
-
እግዚኣብሄር ብሓ
...
33
ብህይወተይ ከሎኹ፣ ንእግዚኣብሄር እዝምር፣ ክሳዕ ዘሎኹ ንኣምላኸይ ኤመስግን።
Related
መዝ
146:2
-
ብህይወተይ ከሎኹ
...
መዝ
63:4
-
ብህይወተይ ክሳዕ
...
34
ቃላተይ ባህ የብሎ፣ ብእግዚኣብሄር እሕጐስ እየ።
Related
መዝ
5:1
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
35
ሓጥኣን ካብ ምድሪ ይጥፍኡ፣ ረሲኣንውን ደጊም ኣይሀልዉ፣ ነፍሰየ፣ ንእግዚኣብሄር ባርኽዮ ሃሌሉያ።
Related
መዝ
105:44-45
-
ትእዛዛቱ ኺገብሩ
...
መዝ
106:48
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
«
‹
104
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
Bless Yahweh, my soul. Yahweh, my God, you are very great. You are clothed with honor and majesty.
2
He covers himself with light as with a garment. He stretches out the heavens like a curtain.
3
He lays the beams of his chambers in the waters. He makes the clouds his chariot. He walks on the wings of the wind.
4
He makes his messengers winds; his servants flames of fire.
5
He laid the foundations of the earth, that it should not be moved forever.
6
You covered it with the deep as with a cloak. The waters stood above the mountains.
7
At your rebuke they fled. At the voice of your thunder they hurried away.
8
The mountains rose, the valleys sank down, to the place which you had assigned to them.
9
You have set a boundary that they may not pass over; that they don''t turn again to cover the earth.
10
He sends forth springs into the valleys. They run among the mountains.
11
They give drink to every animal of the field. The wild donkeys quench their thirst.
12
The birds of the sky nest by them. They sing among the branches.
13
He waters the mountains from his chambers. The earth is filled with the fruit of your works.
14
He causes the grass to grow for the livestock, and plants for man to cultivate, that he may bring forth food out of the earth:
15
wine that makes glad the heart of man, oil to make his face to shine, and bread that strengthens man''s heart.
16
Yahweh''s trees are well watered, the cedars of Lebanon, which he has planted;
17
where the birds make their nests. The stork makes its home in the fir trees.
18
The high mountains are for the wild goats. The rocks are a refuge for the rock badgers.
19
He appointed the moon for seasons. The sun knows when to set.
20
You make darkness, and it is night, in which all the animals of the forest prowl.
21
The young lions roar after their prey, and seek their food from God.
22
The sun rises, and they steal away, and lay down in their dens.
23
Man goes forth to his work, to his labor until the evening.
24
Yahweh, how many are your works! In wisdom have you made them all. The earth is full of your riches.
25
There is the sea, great and wide, in which are innumerable living things, both small and large animals.
26
There the ships go, and leviathan, whom you formed to play there.
27
These all wait for you, that you may give them their food in due season.
28
You give to them; they gather. You open your hand; they are satisfied with good.
29
You hide your face: they are troubled; you take away their breath: they die, and return to the dust.
30
You send forth your Spirit: they are created. You renew the face of the ground.
31
Let the glory of Yahweh endure forever. Let Yahweh rejoice in his works.
32
He looks at the earth, and it trembles. He touches the mountains, and they smoke.
33
I will sing to Yahweh as long as I live. I will sing praise to my God while I have any being.
34
Let your meditation be sweet to him. I will rejoice in Yahweh.
35
Let sinners be consumed out of the earth. Let the wicked be no more. Bless Yahweh, my soul. Praise Yah!
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info