መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
115
- Psalms 115
«
‹
115
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ንኣና ኣይኰነን፣ ዎ እግዚኣብሄር፣ ንኣና ኣይኰነን፣ ግናኸ ስለ ምሕረትካን ሓቅኻን ኢልካ፣ ንስምካ ኽብሪ ሀብ።
Related
ኢሳ
48:11
-
ስለይ፡ እወ፡ ስ
...
ህዝ
36:22
-
ስለዚ፣ እግዚኣብ
...
መዝ
23:3
-
ንሱ ንነፍሰይ የ
...
2
ስለምንታይ ኣህዛብ፣ ኣበይ ደአ ኣሎ ኣምላኾም፣ ዚብሉና፧
Related
መዝ
79:10
-
ስለምንታይከ ኣህ
...
3
ኣምላኽናስ አብ ሰማያት ኣሎ፣ ዝደለዮ ዅሉ ይገብር እዩ።
Related
ዳን
4:35
-
እቶም ኣብ ምድሪ
...
መዝ
135:6
-
እግዚኣብሄር ኣብ
...
4
ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም ብሩርን ወርቅን እዩ።
Related
2ነገ
19:18
-
ንኣማልኽቶምውን
...
ኢሳ
37:19
-
ንኣማልኽቶም ድማ
...
ኢሳ
44:10
-
ገለ እኳ ዘይጠቕ
...
ዘዳ
4:28
-
ኣብኡ ነቶም ብኢ
...
መዝ
135:15
-
ጣኦታት ኣህዛብሲ
...
ኢሳ
44:9
-
እቶም ጣኦታት ዚ
...
ኤር
10:1
-
ኣቱም ቤት እስራ
...
ኢሳ
40:19
-
ገባር ምስሊ ፍሲ
...
ግብ
19:26
-
እዚ ጳውሎስ፡ እ
...
5
ኣፍ ኣለዎም፣ ኣይዛረቡን፣ ኣዒንቲ ኣለዎም፣ ኣይርእዩን፣
Related
ኤር
10:5
-
ከም ኦም ስየ ት
...
6
እዝኒ ኣለዎም፣ ኣይሰምዑን፣ ኣፍንጫ ኣለዎም፣ ኣየጨንዉን፣
7
ኢድ ኣለዎም፣ ኣይድህስሱን፣ እግሪ ኣለዎም፣ ኣይከዱን፣ ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድምጹን።
8
እቶም ዚገብርዎምን ኣብኦም ዚውከሉን፣ ኵሎም ከምኣቶም ኪዀኑ እዮም።
Related
መዝ
135:18
-
እቶም ዚገብርዎም
...
9
ኣታ እስራኤል፣ ኣብ እግዚኣብሄር ተወከል፣ ንሱ ረዲኤቶምን ዋልታኦምን እዩ።
Related
ዘዳ
33:29
-
ዎ እስራኤል፣ ብ
...
መዝ
135:19
-
ኣቱም ቤት እስራ
...
መዝ
118:2
-
ምሕረቱ ንዘለአለ
...
መዝ
33:20
-
ነፍስና ንእግዚኣ
...
10
ኣቱም ቤት ኣሮን፣ ኣብ እግዚኣብሄር ተወከሉ፣ ንሱ ረዲኤቶምን ዋልታኦምን እዩ።
11
ኣቱም ንእግዚኣብሄር እትፈርህዎ፣ ኣብ እግዚኣብሄር ተወከሉ፣ ንሱ ረዲኤቶምን ዋልታኦምን እዩ።
Related
መክ
8:12
-
ሓጥእ ሚእቲ ሳዕ
...
ሚል
3:16
-
ሽዑ እቶም ንእግ
...
12
እግዚኣብሄር ዘከረና፣ ንሱ ኺባርኽ፣ ንቤት እስራኤል ኪባርኻ፣ ንቤት ኣሮን ኪባርኻ እዩ።
Related
መዝ
98:3
-
ሳህሉን እምነቱን
...
13
ነቶም ንእግዚኣብሄር ዚፈርሁ፣ ናእሽቱን ዓበይትን፣ ኪባርኾም እዩ።
Related
መዝ
103:11
-
ሰማይ ካብ ምድሪ
...
መዝ
112:1
-
ሃሌሉያ። እቲ ን
...
14
ንኣኹምን ንውሉድኩምን እግዚኣብሄር የብዝሕኩም።
Related
መዝ
127:3
-
እንሆ፣ ውሉድ ው
...
ዘዳ
1:10
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
15
በቲ ሰማይን ምድርን ዝገበረ እግዚኣብሄር እተባረኽኩም ኢኹም።
Related
ነህ
9:6
-
ንስኻ፡ እወ ንስ
...
ግብ
14:15
-
እናበሉ፡ ኣቱም
...
ራእ
14:7
-
ብብርቱዕ ድምጺ
...
2ሳሙ
2:5
-
ዳዊት ድማ ናብ
...
መዝ
96:5
-
ኵሎም ኣማልኽቲ
...
16
ሰማያትሲ ናይ እግዚኣብሄር ሰማያት እዮም፣ ምድሪ ግና ንደቂ ሰብ ሀቦም።
Related
ዘዳ
10:14
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
ኢሳ
45:18
-
እቲ ንሰማያት ዝ
...
ግብ
17:24
-
እቲ ዓለምን ኣብ
...
ዘፍ
1:28
-
ኣምላኽ ከኣ ባረ
...
17
ምውታትን ናብ ስቕ ምባል ዝወረዱ ዅሎምን ንእግዚኣብሄር ኣየመስግንዎን እዮም።
Related
መዝ
31:17
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
ኢሳ
38:18
-
ሲኦል ኣየመስግነ
...
ኢሳ
38:18
-
ሲኦል ኣየመስግነ
...
18
ንሕና ግና ካብ ሕጂ ኽሳዕ ዘለአለም ንእግዚኣብሄር ከነመስግኖ ኢና። ሃሌሉያ።
Related
መዝ
118:17
-
ብህይወት ክነብር
...
«
‹
115
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
Not to us, Yahweh, not to us, but to your name give glory, for your loving kindness, and for your truth''s sake.
2
Why should the nations say, "Where is their God, now?"
3
But our God is in the heavens. He does whatever he pleases.
4
Their idols are silver and gold, the work of men''s hands.
5
They have mouths, but they don''t speak. They have eyes, but they don''t see.
6
They have ears, but they don''t hear. They have noses, but they don''t smell.
7
They have hands, but they don''t feel. They have feet, but they don''t walk, neither do they speak through their throat.
8
Those who make them will be like them; yes, everyone who trusts in them.
9
Israel, trust in Yahweh! He is their help and their shield.
10
House of Aaron, trust in Yahweh! He is their help and their shield.
11
You who fear Yahweh, trust in Yahweh! He is their help and their shield.
12
Yahweh remembers us. He will bless us. He will bless the house of Israel. He will bless the house of Aaron.
13
He will bless those who fear Yahweh, both small and great.
14
May Yahweh increase you more and more, you and your children.
15
Blessed are you by Yahweh, who made heaven and earth.
16
The heavens are the heavens of Yahweh; but the earth has he given to the children of men.
17
The dead don''t praise Yah, neither any who go down into silence;
18
But we will bless Yah, from this time forth and forevermore. Praise Yah!
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info