መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
118
- Psalms 118
«
‹
118
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ፣ ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ኣመስግንዎ።
Related
መዝ
136:1
-
እግዚኣብሄር ሰና
...
2
ምሕረቱ ንዘለአለም ከም ዚነብር፣ እስራኤል ይበል።
Related
መዝ
124:1
-
እግዚኣብሄር ምሳ
...
3
ምሕረቱ ንዘለአለም ከም ዚነብር፣ ቤት ኣሮን ይበል።
4
ምሕረቱ ንዘለአለም ከም ዚነብር፣ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚፈርህዎ ይበሉ።
5
አብ ጸበባይ ንእግዚኣብሄር ጸዋዕኩ፣ እግዚኣብሄር መለሰለይ ኣርሐበለይ ድማ።
Related
መዝ
18:19
-
ንሱ ናብ ገፊሕ
...
ኢዮ
36:16
-
ከምኡ ድማ ንኣኻ
...
2ሳሙ
22:20
-
ናብ ርሒብ ኣውጽ
...
2ዜና
33:12
-
ዓቕሉ ምስ ጸበቦ
...
መዝ
22:21
-
ካብ ኣፍ ኣንበሳ
...
መዝ
4:2
-
ኣቱም ደቂ ሰብ፣
...
6
እግዚኣብሄር ምሳይ እዩ፣ ኣይፈርህን፣ ሰብከ እንታይ ከይገብረኒ፧
Related
ኢዮ
19:27
-
ኣነ ባዕለይ ክር
...
መዝ
56:4
-
ብኣምላኽ ንቓሉ
...
መዝ
27:1
-
እግዚኣብሄር ብር
...
ዕብ
13:6
-
ስለዚ ተቢዕና፡
...
7
እግዚኣብሄር ምሳይ እዩ፣ ረዳእየይ እዩ፣ ኣብ ጸላእተይ ትምኒተይ ክርኢ እየ።
Related
መዝ
54:7
-
ንሱ ኻብ ኵሉ ጸ
...
መዝ
56:10
-
ብኣምላኽ ንቓሉ
...
8
ካብ ኣብ ሰብ ምውካልሲ አብ እግዚኣብሄር ምዕቋብ ይሐይስ።
Related
መዝ
62:6
-
ከውሔይን ምድሓነ
...
9
ካብ ኣብ መሳፍንቲ ምውካልሲ ኣብ እግዚኣብሄር ምዕቋብ ይሐይስ።
Related
መዝ
146:3
-
ብመሳንፍቲ፣ በቲ
...
10
ኵሎም ኣህዛብ ከበቡኒ፣ ብስም እግዚኣብሄር ክቘርጾም እየ።
Related
መዝ
3:6
-
ነቶም ዚኸቡኒ ኣ
...
መዝ
88:17
-
ምሉእ መዓልቲ ኸ
...
11
ከበቡኒ፣ እወ ኸበቡኒ፣ ብስም እግዚኣብሄር ክቘርጾም እየ።
12
ከም ንህቢ ከበቡኒ፣ ከም ሓዊ ቘጥቋጥ ጠፍኡ፣ ብስም እግዚኣብሄር ክቘርጾም እየ።
Related
ዘዳ
1:44
-
እቶም ኣብቲ ኸረ
...
መክ
7:6
-
ሰሓቕ ዓሻስ ከም
...
መዝ
58:9
-
ቈራርዕኩም ሓዊ
...
13
ከተውድቐኒ ኢልካ ኣዚኻ ደፋእካኒ፣ እግዚኣብሄር ግና ረድኣኒ።
Related
መዝ
140:4
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
መዝ
86:17
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
መዝ
129:1
-
ካብ ንእስነተይ
...
14
ሓይለይን መዝሙረይን እግዚኣብሄር እዩ፣ ንሱውን ምድሓነይ ኰነ።
Related
ዘጸ
15:2
-
እግዚኣብሄር ሓይ
...
ኢሳ
12:2
-
እንሆ፡ ኣምላኽሲ
...
15
ኣብ ድንኳናት ጻድቃን ድምጺ እልልታን ምድሓንን ኣሎ፣ የማነይቲ ኢድ እግዚኣብሄር ሓይሊ ትገብር።
Related
ሉቃ
1:51
-
ሓይሊ ብቕልጽሙ
...
ዘጸ
15:6
-
ጎይታይ፡ የማነይ
...
16
የማነይቲ እግዚኣብሄር ልዕል ትብል፣ የማነይቲ እግዚኣብሄር ሓይሊ ትገብር ኣላ።
Related
መዝ
89:13
-
ሓያል ቅልጽም ኣ
...
መዝ
60:12
-
ብኣምላኽ ንሕይል
...
17
ብህይወት ክነብር እየ እምበር፣ ኣይክመውትን፣ ግብሪ እግዚኣብሄር ከኣ ከዘንቱ እየ።
Related
መዝ
73:28
-
ንኣይ ግና ናብ
...
መዝ
115:18
-
ንሕና ግና ካብ
...
ኢሳ
38:19
-
እቲ ህያው፡ እቲ
...
18
እግዚኣብሄር ኣዝዩ ቐጽዓኒ፣ ንሞት ግና ኣይወፈየንን።
Related
መዝ
73:13-14
-
ምሉእ መዓልቲ ተ
...
19
ብእኤን አትየ ንእግዚኣብሄር ከመስግኖስ፣ ደጌታት ጽድቂ ኽፈቱለይ።
Related
ኢሳ
26:2
-
እቲ ሓቒ ዚሕሉ
...
መዝ
24:7
-
ኣቱም ደጌታት፣
...
20
ደገ እግዚኣብሄር እዚኣ እያ፣ ጻድቃን ብእኣ ኺአትዉ እዮም።
Related
ዮሃ
10:9
-
እቲ ደገ ኣነ እ
...
ኢሳ
1:26
-
ንፈራዶኺ ኸምቶም
...
ኢሳ
26:2
-
እቲ ሓቒ ዚሕሉ
...
21
ሰሚዕካኒ ምድሓነይውን ኴንካ ኢኻ እሞ፣ ከመስግነካ እየ።
22
ነደቕቲ ዝነዐቕዎ እምኒ፣ ንሱ ርእሲ መኣዝን ኰነ።
Related
ማር
12:10-11
-
እታ ፥ ነደቕቲ
...
ሉቃ
20:17
-
ንሱ ግና ጠሚትዎ
...
ኤፌ
2:19-20
-
እምብኣርሲ ንስኻ
...
1ጴጥ
2:7
-
ስለዚ ንኣኻትኩም
...
ኢዮ
38:6-7
-
ከዋኽብቲ ጽባሕ
...
ኢሳ
28:16
-
ስለዚ እግዚኣብሄ
...
ማቴ
21:42
-
የሱስ ከኣ በሎም
...
ግብ
4:11
-
እቲ ንስኻትኩም
...
ዘፍ
49:24
-
ቀስቱ ግና ጸኒዑ
...
23
እዚ ኻብ እግዚኣብሄር ኰነ፣ ነዒንትናውን ግሩም እዩ።
24
እታ እግዚኣብሄር ዝገበራ መዓልቲ እዚኣ እያ፣ ብእኣ ንተሐጐስን ባህ ይበለናን።
25
ዎ እግዚኣብሄር፣ ኣድሕን ኰታ፣ ኣታ እግዚኣብሄር፣ ኣሰልጥን ኰታ።
26
እቲ ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ብሩኽ እዩ፣ ካብ ቤት እግዚኣብሄር ንባርኸኩም ኣሎና።
Related
ማቴ
21:9
-
ቀቅድሚኡ ዚኸዱ፡
...
ማቴ
23:38-39
-
ደጊም፡ ብስም እ
...
ማር
11:9
-
ቀቅድሚኡ ዚኸዱን
...
ሉቃ
13:35
-
እንሆ፡ ቤትኩም
...
ሉቃ
19:38
-
ብስም እግዚኣብሄ
...
ዮሃ
12:13
-
ጨናፍር ኦም ስየ
...
27
እግዚኣብሄርሲ ኣምላኽ እዩ፣ ንሱውን ኣብረሀልና፣ ነቲ መስዋእቲ በዓል ዓመት ክሳዕ ኣቕርንቲ መሰውኢ ብገመድ እሰሩ።
Related
ዘጸ
27:2
-
ኣቕርንቱ ከኣ ኣ
...
ዘሌ
23:40
-
በታ ቐዳመይቲ መ
...
28
ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ ኤመስግነካ፣ ዎ ኣምላኸይ፣ ልዕል ኤብለካ ኣሎኹ።
Related
መዝ
30:1
-
ንላዕሊ ስሒብካኒ
...
ዘጸ
15:2
-
እግዚኣብሄር ሓይ
...
ኢሳ
25:1
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
29
እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ፡ ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፡ ኣመስግንዎ።
«
‹
118
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
Give thanks to Yahweh, for he is good, for his loving kindness endures forever.
2
Let Israel now say that his loving kindness endures forever.
3
Let the house of Aaron now say that his loving kindness endures forever.
4
Now let those who fear Yahweh say that his loving kindness endures forever.
5
Out of my distress, I called on Yah. Yah answered me with freedom.
6
Yahweh is on my side. I will not be afraid. What can man do to me?
7
Yahweh is on my side among those who help me. Therefore I will look in triumph at those who hate me.
8
It is better to take refuge in Yahweh, than to put confidence in man.
9
It is better to take refuge in Yahweh, than to put confidence in princes.
10
All the nations surrounded me, but in the name of Yahweh, I cut them off.
11
They surrounded me, yes, they surrounded me. In the name of Yahweh I indeed cut them off.
12
They surrounded me like bees. They are quenched like the burning thorns. In the name of Yahweh I cut them off.
13
You pushed me back hard, to make me fall, but Yahweh helped me.
14
Yah is my strength and song. He has become my salvation.
15
The voice of rejoicing and salvation is in the tents of the righteous. "The right hand of Yahweh does valiantly.
16
The right hand of Yahweh is exalted! The right hand of Yahweh does valiantly!"
17
I will not die, but live, and declare Yah''s works.
18
Yah has punished me severely, but he has not given me over to death.
19
Open to me the gates of righteousness. I will enter into them. I will give thanks to Yah.
20
This is the gate of Yahweh; the righteous will enter into it.
21
I will give thanks to you, for you have answered me, and have become my salvation.
22
The stone which the builders rejected has become the head of the corner.
23
This is Yahweh''s doing. It is marvelous in our eyes.
24
This is the day that Yahweh has made. We will rejoice and be glad in it!
25
Save us now, we beg you, Yahweh! Yahweh, we beg you, send prosperity now.
26
Blessed is he who comes in the name of Yahweh! We have blessed you out of the house of Yahweh.
27
Yahweh is God, and he has given us light. Bind the sacrifice with cords, even to the horns of the altar.
28
You are my God, and I will give thanks to you. You are my God, I will exalt you.
29
Oh give thanks to Yahweh, for he is good, for his loving kindness endures forever.
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info