መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
136
- Psalms 136
«
‹
136
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ እሞ፣ ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ኣመስግንዎ።
Related
መዝ
118:1
-
እግዚኣብሄር ሰና
...
መዝ
100:5
-
እግዚኣብሄር ሰና
...
1ዜና
16:41
-
ምሳታቶም ድማ ሄ
...
2ዜና
20:21
-
ምስቶም ህዝቢ ም
...
1ዜና
16:34
-
ጻጋኡ ኸኣ ንዘለ
...
እዝ
3:11
-
ንሱ ሕያዋይ እዩ
...
2
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንኣምላኽ ኣማልኽቲ ኣመስግንዎ።
Related
ዘዳ
10:17
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
3
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንጐይታ ጐይቶት ኣመስግንዎ።
4
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ በይኑ ዓብዪ ተኣምራት ዝገበረ፣
Related
ዘጸ
15:11
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
መዝ
72:18
-
እቲ በይኑ ተአም
...
ዘጸ
34:10
-
በለ ድማ፡ እንሆ
...
መዝ
40:5
-
ጐይታይ፣ ኣምላኸ
...
ዘዳ
6:22
-
እግዚኣብሄር ድማ
...
ኢዮ
9:10
-
ንሱ ዓበይትን ዘ
...
5
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ በእምሮ ንሰማያት ዝገበረ፣
Related
ምሳ
3:19
-
እግዚኣብሄር ንም
...
መዝ
104:24
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
6
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ ንምድሪ ኣብ ልዕሊ ማያት ዝዘርግሓ፣
Related
መዝ
24:1-2
-
እግዚኣብሄር ንም
...
ኢሳ
42:5
-
እቲ ንሰማያት ዝ
...
ኢሳ
44:24
-
እቲ ኻብ ማሕጸን
...
7
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ ዓበይቲ ብርሃናት ዝገበረ፣
Related
ዘፍ
1:16
-
ኣምላኽ ከኣ ኽል
...
ኤር
31:35
-
እቲ ጸሓይ ንብር
...
8
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንጸሓይ ብመዓልቲ ዘሰልጠነ፣
9
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንወርሕን ከዋኽብትን ብለይቲ ዘሰልጠነ፣
10
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ ንግብጺ ብበዅሮም ዝወቕዔ፣
Related
መዝ
105:36
-
ንዅሉ በዅሪ ሃገ
...
ዘጸ
12:29
-
ፍርቂ ለይቲ ምስ
...
ዘጸ
4:23
-
እሞ ንወደይ ኬገ
...
ዘጸ
11:5
-
ኵሉ በዅሪ ሃገር
...
11
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንእስራኤል ከኣ ካብ ማእከሎም ዘውጽኤ፣
Related
ዘጸ
6:6
-
ስለዚ ንደቂ እስ
...
12
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ብብርቱዕ ኢድን ብዝርጉሕ ቅልጽምን፣
Related
ዘዳ
4:34
-
ወይ ከምቲ እግዚ
...
ዘጸ
6:6
-
ስለዚ ንደቂ እስ
...
ዘዳ
5:15
-
ንስኻ ድማ ኣብ
...
ዘዳ
7:19
-
ነቲ ኣዒንትኻ ዝ
...
ዘዳ
9:29
-
እዚኣቶምሲ ብዓብ
...
ዘዳ
11:2
-
ነቶም መግናሕቲ
...
2ነገ
17:36
-
ነቲ ብዓብዪ ሓይ
...
2ዜና
6:32
-
ካብ ህዝብኻ እስ
...
ኤር
32:17
-
ኣታ እግዚኣብሄር
...
13
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ ንባሕሪ ኤርትራ ኣብ ክልተ ዝመቐለ፣
Related
ዘጸ
14:21
-
ሙሴ ድማ ኢዱ ና
...
14
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንእስራኤል ከኣ ብማእከላ ዘሕለፈ፣
15
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንፈርኦንን ሰራዊቱን ድማ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ዘጥሐለ፣
16
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ ንህዝቡ ብበረኻ ኣቢሉ ዝመርሔ፣
Related
ዘጸ
13:18
-
ኣምላኽ ግና ነቲ
...
ዘዳ
8:15
-
በቲ ዚነዱ ኣትማ
...
ዘዳ
8:2
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
17
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ነቲ ንዓበይቲ ነገስታት ዝወቕዖም፣
18
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንስልጡናት ነገስታት ከኣ ዝቐተለ፣
19
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንሲሆን፣ ንጉስ ኣሞራውያን፣
Related
ዘዳ
2:30
-
ሲሆን፡ ንጉስ ሔ
...
20
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንኦግ ንጉስ ባሳን ድማ፣
Related
ዘዳ
3:1
-
ተመሊስና ድማ ብ
...
21
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ምድሮምውን ንርስቲ ዝሀበ፣
Related
መዝ
44:2-3
-
ብሂግካዮም ነበር
...
ዘጸ
6:8
-
ናብታ ንኣብርሃም
...
22
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንእስራኤል ባርያኡ ዘረስተየ፣
23
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ እቲ ኣብ ውርደትና ዝዘከረና፣
Related
:
-
...
መዝ
103:14
-
ፍጥረትና ይፈልጥ
...
መዝ
106:45
-
ንኺዳኑ ድማ ዘከ
...
24
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ካብ መጥቃዕትና ኸኣ ዘናገፈና፣
Related
መዝ
106:43
-
ብዙሕ ጊዜ ኣናገ
...
ሉቃ
1:71
-
ካብ ጸላእትናን
...
መሳ
6:9
-
ካብ ኢድ ግብጻው
...
ነህ
9:28
-
ዕረፍቲ ምስ ኮነ
...
25
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ እቲ ንዅሉ ስጋ ዚምግብ፣
Related
ኢዮ
36:31
-
በዚ ኸምዚ ነህዛ
...
ዘፍ
1:29
-
ኣምላኽ ድማ፡ እ
...
26
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንኣምላኽ ሰማይ ኣመስግንዎ።
Related
ዳን
2:17-18
-
ድሕርዚ ዳንኤል
...
ዘፍ
24:3
-
ካብ ኣዋልድ እዞ
...
ዘፍ
24:7
-
እቲ ኻብ ቤት ኣ
...
2ዜና
36:23
-
ቂሮስ ንጉስ ፋር
...
እዝ
1:2
-
ቂሮስ ንጉስ ፋር
...
እዝ
5:11
-
እቲ ዝመለሱልና
...
ነህ
1:4
-
ኮነ ድማ፡ እዚ
...
«
‹
136
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
Give thanks to Yahweh, for he is good; for his loving kindness endures forever.
2
Give thanks to the God of gods; for his loving kindness endures forever.
3
Give thanks to the Lord of lords; for his loving kindness endures forever:
4
To him who alone does great wonders; for his loving kindness endures forever:
5
To him who by understanding made the heavens; for his loving kindness endures forever:
6
To him who spread out the earth above the waters; for his loving kindness endures forever:
7
To him who made the great lights; for his loving kindness endures forever:
8
The sun to rule by day; for his loving kindness endures forever;
9
The moon and stars to rule by night; for his loving kindness endures forever:
10
To him who struck down the Egyptian firstborn; for his loving kindness endures forever;
11
And brought out Israel from among them; for his loving kindness endures forever;
12
With a strong hand, and with an outstretched arm; for his loving kindness endures forever:
13
To him who divided the Red Sea apart; for his loving kindness endures forever;
14
And made Israel to pass through the midst of it; for his loving kindness endures forever;
15
But overthrew Pharaoh and his army in the Red Sea ; for his loving kindness endures forever:
16
To him who led his people through the wilderness; for his loving kindness endures forever:
17
To him who struck great kings; for his loving kindness endures forever;
18
And killed mighty kings; for his loving kindness endures forever:
19
Sihon king of the Amorites; for his loving kindness endures forever;
20
Og king of Bashan; for his loving kindness endures forever;
21
And gave their land as an inheritance; for his loving kindness endures forever;
22
Even a heritage to Israel his servant; for his loving kindness endures forever:
23
Who remembered us in our low estate; for his loving kindness endures forever;
24
And has delivered us from our adversaries; for his loving kindness endures forever:
25
Who gives food to every creature; for his loving kindness endures forever.
26
Oh give thanks to the God of heaven; for his loving kindness endures forever.
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info