መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
145
- Psalms 145
«
‹
145
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ዎ ኣምላኸይ፣ ንጉሰይ፣ ልዕል ከብለካ፣ ስምካውን ንዘለአለም ኣለም ክባርኽ እየ።
Related
መዝ
30:1
-
ንላዕሊ ስሒብካኒ
...
መዝ
66:17
-
ብአፈይ ናብኡ ኣ
...
መዝ
44:5-6
-
ብቐስተይ ኣይኰን
...
2
ኵሉ መዓልቲ ኽባርኸካ፣ ስምካውን ንዘለአለመ ኣለም ክውድስ እየ።
3
እግዚኣብሄር ዓብዪ እዩ እሞ፣ ምስጋና ይግብኦ፣ ዕብየቱ ዘይተመርማሪ እዩ።
Related
ኢዮ
5:9
-
ነቲ ዓበይትን ዘ
...
ኢዮ
9:10
-
ንሱ ዓበይትን ዘ
...
ኢዮ
11:7
-
ንመዓሙቚ ኣምላኽ
...
ኢሳ
40:28
-
እቲ ንወሰናት ም
...
ሮሜ
11:33
-
ወዳጄ፡ መዓሙቝ
...
ኢዮ
36:26
-
እንሆ፡ ኣምላኽ
...
4
ካብ ወልዶ ንወለዶ ግብርታትካ ይንእዱ፣ ስልጡን ተግባርካውን የውርዩ።
Related
መዝ
106:2
-
ንግብርታት ሓይሊ
...
መዝ
105:1
-
ንእግዚኣብሄር ኣ
...
5
ንኽቡር ጌጽ ግርማኻን ንመስተንክር ግብርታትካን ከስተንትን እየ።
Related
ዘፍ
24:63
-
ይስሃቅ ድማ ኣጋ
...
መዝ
77:12
-
ንብዘሎ ግብርታት
...
6
ብዛዕባ ሓይሊ እቲ ዜፍርህ ግብርታትካ ኺዛረቡ እዮም፣ ኣነውን ዕቤትካ ኸዘንቱ እየ።
Related
ዘዳ
32:3
-
ስም እግዚኣብሄር
...
7
መዘከርታ ዓብዪ ሳህልኻ ኼውርዩ፣ ብጽድቅኻውን እልል ኪብሉ እዮም።
Related
ኢሳ
63:7
-
ኣነ ኸምቲ እግዚ
...
ዘዳ
32:4
-
ኵሉ መገዱ ፍርዲ
...
8
እግዚኣብሄር መሓርን ርሕሩሕን እዩ፣ ዓቃልን ብሳህሊ ዓብይን እዩ።
Related
ዘጸ
34:6
-
እግዚኣብሄር ድማ
...
መዝ
103:8
-
እግዚኣብሄር ርሕ
...
መዝ
86:5
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
ዘህ
14:18
-
እግዚኣብሄር ንዅ
...
9
እግዚኣብሄር ንዅሉ ሰናይ እዩ፣ ርሕራሔኡ ኸኣ ኣብ ኵሉ ግብርታቱ እዩ።
Related
ኤር
33:10-11
-
እግዚኣብሄር ከም
...
ናሆ
1:7
-
እግዚኣብሄር ሰና
...
ማቴ
19:17
-
ንሱ ኸኣ በሎ፡
...
መዝ
103:13
-
ከምቲ ወላዲ ንው
...
10
ዎ እግዚኣብሄር፣ ኵሉ ግብርታትካ ኼማስወካ፣ ቅዱሳንካውን ኪባርኹኻ እዮም።
11-12
ግብርታት ሓይልኻን ክቡር ግርማ መንግስትኻን ንደቂ ሰብ ምእንቲ ኼፍልጡ፣ ክብሪ መንግስትኻ ኺዛረቡ፣ ስልጣንካውን ኪነግሩ እዮም።
Related
ኤር
14:21
-
ስለ ስምካ ኢልካ
...
መዝ
93:1
-
እግዚኣብሄር ነጊ
...
ዘህ
24:7
-
ካብ ዕትሮኡ ማይ
...
13
መንግስትኻ መንግስቲ ዘለአለም እያ፣ ግዝኣትካ ኸኣ ንውሉድ ወለዶ ይነብር።
Related
መዝ
66:7
-
ብስልጣኑ ንዘለአ
...
ዳን
4:3
-
ትእምርትታቱ ኸመ
...
2ጴጥ
1:11
-
ከምኡውን ናይቲ
...
መዝ
10:16
-
እግዚኣብሄር ንዘ
...
ድጒ
5:19
-
ንስኻ ዎ እግዚኣ
...
ራእ
11:15
-
እቲ ሳብዓይ መል
...
14
እግዚኣብሄር ነቶም ዚወድቁ ዅሎም ይድግፎም፣ ነቶም ለጠቕ ዚብሉ ዅሎም የልዕሎም።
Related
መዝ
37:16-17
-
ቀላጽም ረሲኣን
...
መዝ
37:24
-
እግዚኣብሄር ብኢ
...
መዝ
57:6
-
ንስጕምተይ መጻወ
...
መዝ
94:18
-
ጐይታየ፣ እግረይ
...
መዝ
146:8
-
እግዚኣብሄር ነዒ
...
15
ኣዒንቲ ዅሎም ንኣኻ ይጽበያ፣ ንስኻውን በብጊዜኡ ምግቦም ትህቦም።
Related
መዝ
104:27
-
እዚኣቶም ኵሎም
...
መዝ
136:25
-
ምሕረቱ ንዘለአለ
...
ማቴ
6:25
-
ካብ መብልዕሲ ህ
...
16
ኢድካ ትኸፍት እሞ፣ ንህያው ዘበለ ዅሉ ብበረኸት ተጽግቦ።
Related
መዝ
103:5
-
ንድሌትኪ ብጽቡቕ
...
መዝ
104:28
-
ንስኻ ትህቦም፣
...
17
እግዚኣብሄር ብዅሉ መገዱ ጻድቕ እዩ፣ ብዅሉ ግብሩውን ሕያዋይ እዩ።
Related
መዝ
116:5
-
እግዚኣብሄር ርሕ
...
ዘጸ
9:27
-
ፈርኦን ከኣ ልኢ
...
ዘዳ
32:4
-
ኵሉ መገዱ ፍርዲ
...
18
እግዚኣብሄር ንዚጽውዕዎ ዅሎም፣ ብሓቂ ንዚጽውዕዎ ዅሎም ቀረባኦም እዩ።
Related
መዝ
75:1
-
ነመስግነካ፣ ዎ
...
መዝ
46:1
-
ኣምላኽ ንኣና መ
...
ድጒ
3:57
-
በታ ዝጸዋዕኩኻ
...
ዘዳ
4:7
-
ከምቲ እግዚብሄር
...
ዮሃ
4:23-24
-
ኣምላኽ መንፈስ
...
19
ፍቓድ እቶም ዚፈርህዎ ይፍጽም፣ ኣውያቶም ይሰምዕ የድሕኖም ከኣ።
Related
ኤር
29:12
-
ክትጽውዑኒ፡ መጺ
...
መዝ
21:2
-
ትምኒት ልቡ ሂብ
...
መዝ
37:4
-
ብእግዚኣብሄርውን
...
መዝ
34:18
-
እግዚኣብሄር ነቶ
...
20
እግዚኣብሄር ንዜፍቅርዎ ዅሎም ይሕልዎም፣ ንዅሎም ረሲኣን ግና የጥፍኦም።
Related
መዝ
31:23
-
ኣቱም ቅዱሳኑ ዅ
...
መሳ
5:31
-
ዎ እግዚብሄር፡
...
21
ኣፈይ ምስጋና እግዚኣብሄር ይዛረብ፣ ኵሉ ስጋ ኸኣ ንቕዱስ ስሙ ንዘለአለም ኣለም ይባርኾ።
Related
መዝ
113:2
-
ስም እግዚኣብሄር
...
መዝ
65:2
-
ኣታ ጸሎት እትሰ
...
መዝ
150:6
-
ትንፋስ ዘለዎ ዅ
...
«
‹
145
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
<
> I will exalt you, my God, the King. I will praise your name forever and ever.
2
Every day I will praise you. I will extol your name forever and ever.
3
Great is Yahweh, and greatly to be praised! His greatness is unsearchable.
4
One generation will commend your works to another, and will declare your mighty acts.
5
Of the glorious majesty of your honor, of your wondrous works, I will meditate.
6
Men will speak of the might of your awesome acts. I will declare your greatness.
7
They will utter the memory of your great goodness, and will sing of your righteousness.
8
Yahweh is gracious, merciful, slow to anger, and of great loving kindness.
9
Yahweh is good to all. His tender mercies are over all his works.
10
All your works will give thanks to you, Yahweh. Your saints will extol you.
11
They will speak of the glory of your kingdom, and talk about your power;
12
to make known to the sons of men his mighty acts, the glory of the majesty of his kingdom.
13
Your kingdom is an everlasting kingdom. Your dominion endures throughout all generations. Yahweh is faithful in all his words, and loving in all his deeds.
14
Yahweh upholds all who fall, and raises up all those who are bowed down.
15
The eyes of all wait for you. You give them their food in due season.
16
You open your hand, and satisfy the desire of every living thing.
17
Yahweh is righteous in all his ways, and gracious in all his works.
18
Yahweh is near to all those who call on him, to all who call on him in truth.
19
He will fulfill the desire of those who fear him. He also will hear their cry, and will save them.
20
Yahweh preserves all those who love him, but all the wicked he will destroy.
21
My mouth will speak the praise of Yahweh. Let all flesh bless his holy name forever and ever.
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info