መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
148
- Psalms 148
«
‹
148
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ሃሌሉያ። እግዚኣብሄር ካብ ሰማያት አመስግንዎ፣ ኣብ ኣርያም ኣመስግንዎ።
Related
መዝ
69:34
-
ሰማይን ምድርን
...
ኢዮ
16:19
-
ሕጂውን ምስክረይ
...
ማቴ
21:9
-
ቀቅድሚኡ ዚኸዱ፡
...
2
ኵሉኹም መላእኽቱ፣ አመስግንዎ፣ ብዘሎኹም ሰራዊቱ፣ አመስግንዎ።
Related
መዝ
103:20
-
አቱም መላእኽቱ፣
...
ኢዮ
38:6-7
-
ከዋኽብቲ ጽባሕ
...
3
ኣትን ጸሓይን ወርሕን፣ ኣመስግናኦ፣ ኣቱም ብሩሃት ከዋኽብቲ፣ አመስግንዎ።
4
ኣቱም ናይ ሰማየ ሰማያትን ኣብ ልዕሊ ሰማያት ዘሎኹም ማያትን፣ ኣመስግንዎ።
Related
ዘዳ
10:14
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
1ነገ
8:27
-
ግናኸ፡ ብሓቂዶ
...
ነህ
9:6
-
ንስኻ፡ እወ ንስ
...
ዘፍ
1:7
-
ኣምላኽ ነቲ ጠፈ
...
2ቆሮ
12:2
-
ቅድሚ ዓሰርተው
...
5
ንሱ ኣዚዙ፣ ተፈጢሮም እዮም እሞ፣ ንስም እግዚኣብሄር የመስግንዎ።
Related
መዝ
147:15
-
ትእዛዙ ናብ ምድ
...
መዝ
33:8-9
-
ንሱ በለ፣ ኰነ
...
6
ንዘለአለመ ኣለም ኣቘሞም፣ ዘይሐልፍ ሕጊ ኸኣ ሀቦም።
Related
ኤር
31:35
-
እቲ ጸሓይ ንብር
...
ኤር
33:20
-
እግዚኣብሄር ከም
...
ኤር
33:25
-
እግዚኣብሄር ከም
...
ኢዮ
38:33
-
ንሕጋጋት ሰማይ
...
ኤር
31:36
-
እዚ ሕጋጋት እዚ
...
7
ንእግዚኣብሄር ካብ ምድሪ አመስግንዎ፣ ኣቱም ገበላት ባሕርን መዓሙቚን ኵልኹም፣
Related
ዘፍ
1:2
-
ምድሪ ድማ በረኻ
...
ዘዳ
33:13
-
ብዛዕባ ዮሴፍ ድ
...
ዕን
3:10
-
እቶም ኣኽራን ረ
...
ኢዮ
7:12
-
ሓላዊ ዝገበርካለ
...
8
ኣቱም ሓውን በረድን ኣስሓይታን ግመን ቃሉ ኣተስልጥ ህቦብላን፣
Related
መዝ
147:16
-
ንበረድ ከም ጸም
...
መዝ
135:7
-
ንግመ ኻብ ወሰን
...
ኢዮ
37:12
-
እዚኣቶም፡ ነቲ
...
መዝ
107:25
-
አዘዘ እሞ፣ ማዕ
...
መዝ
104:4
-
ንንፋሳት ልኡኻት
...
9
ኣቱም ኣኽራንን ኰረቢትን ኵልኹም፣ ፈረይቲ ኣእዋምን ጽሕድታትን ኵልኹም፣
Related
ኢሳ
49:13
-
እግዚኣብሄር ንህ
...
ኢሳ
55:12
-
ብሓጐስ ክትወጹ፡
...
ኢሳ
44:23
-
እግዚኣብሄር እዩ
...
10
ኣራዊትን ኵላትኩም እንስሳን ለመም እትብሉን ነፈርቲ ኣዕዋፍን፣
Related
ሆሴ
2:18
-
በታ መዓልቲ እቲ
...
ኢሳ
43:20
-
ንህዝበይ፡ እቲ
...
11
ነገስታት ምድርን ኵላትኩም ኣህዛብን፣ መሳፍንትን ኵላትኩም ፈረድቲ ምድርን፣
Related
መዝ
102:15
-
ኣህዛብ ከኣ ንስ
...
12
ኣጕባዝን ጐራዙትን፣ ዓበይቲ ምስ ናኣሽቱ።
Related
ኤር
31:13
-
ሽዑ እታ ድንግል
...
13
ስሙ በይኑ ልዑል እዩ፣ ግርማኡ ኣብ ልዕሊ ሰማይን ምድርን እዩ እሞ፣ ንስም እግዚኣብሄር የመስግንዎ።
Related
መዝ
8:1
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
14
ንህዝቡውን ቀርኒ ኣልዐለ፣ ስለዚ ዅሎም ቅዱሳኑ፣ ደቂ እስራኤል፣ እቲ ዚቐርቦ ህዝቢ፣ የመስግኖ አሎ። ሃሌሉያ።
Related
መዝ
75:10
-
ንብዘሎ ኣቕርንቲ
...
መዝ
89:18
-
ዋልታና ናይ እግ
...
ዘዳ
7:6
-
ንስኻስ፡ ንእግዚ
...
ዘሌ
10:3
-
ሽዑ ሙሴ ንኣሮን
...
ኤፌ
2:13
-
ሕጂ ግና፡ ኣቱም
...
ኤፌ
2:17-18
-
ንኽልቴና ብእኡ
...
1ሳሙ
2:1
-
ሃና ድማ ከምዚ
...
ዘዳ
10:21
-
ንሱ ውዳሴኻ እዩ
...
መዝ
22:3
-
ኣታ ብማህሌት እ
...
ዘዳ
4:7
-
ከምቲ እግዚብሄር
...
«
‹
148
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
Praise Yah! Praise Yahweh from the heavens! Praise him in the heights!
2
Praise him, all his angels! Praise him, all his army!
3
Praise him, sun and moon! Praise him, all you shining stars!
4
Praise him, you heavens of heavens, You waters that are above the heavens.
5
Let them praise the name of Yahweh, For he commanded, and they were created.
6
He has also established them forever and ever. He has made a decree which will not pass away.
7
Praise Yahweh from the earth, you great sea creatures, and all depths!
8
Lightning and hail, snow and clouds; stormy wind, fulfilling his word;
9
mountains and all hills; fruit trees and all cedars;
10
wild animals and all livestock; small creatures and flying birds;
11
kings of the earth and all peoples; princes and all judges of the earth;
12
both young men and maidens; old men and children:
13
let them praise the name of Yahweh, for his name alone is exalted. His glory is above the earth and the heavens.
14
He has lifted up the horn of his people, the praise of all his saints; even of the children of Israel, a people near to him. Praise Yah!
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info