መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
50
- Psalms 50
«
‹
50
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
እቲ ስልጡን ኣምላኽ፣ እግዚኣብሄር፣ ተዛረበ፣ ካብ ምብራቕ ጸሓይ ክሳዕ ምዕራባ ንምድሪ ጸውዓ።
Related
ዘዳ
10:17
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
ኢያ
22:22
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
መዝ
113:3
-
ካብ ምብራቕ ጸሓ
...
2
ካብ ጽዮን፣ እታ ፍጻሜ መልክዕ፣ ኣምላኽ ደመቐ።
Related
መሃ
6:4
-
ኣቲ ፍትውተየ፡
...
መዝ
48:2
-
ከረን ጽዮን ኣብ
...
ዘዳ
33:2
-
በለ ድማ፣ እግዚ
...
መዝ
80:1
-
ዎ ጓሳ እስራኤል
...
መዝ
94:1
-
ዎ እግዚኣብሄር
...
3
ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን፣ ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ፣ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ።
Related
ኢሳ
63:19
-
ከምቶም ካብ ጥን
...
ኢሳ
64:1
-
መንሞ ኺህብ ንሰ
...
ዳን
7:10
-
ውሒዝ ሓዊ ይውሕ
...
መዝ
21:9
-
ምስ እትበጽሖምሲ
...
ዘሌ
10:2
-
ሓዊ ኻብ እግዚኣ
...
ዘህ
16:35
-
ካብ እግዚኣብሄር
...
4-5
ንሱ ንህዝቡ ምእንቲ ኺፈርድሲ፣ ነቶም ብመስዋእቲ ገይሮም ምሳይ ኪዳን ዝአተዉ ቅዱሳነይ አክቡለይ፣ ኢሉ ንሰማያት ኣብ ላዕልን ንምድርን ይጽውዕ ኣሎ።
Related
ዘዳ
4:26
-
ካብታ ዮርዳኖስ
...
ዘዳ
31:28
-
ሕጂ ኸኣ ዓበይቲ
...
ኢሳ
1:2
-
እግዚኣብሄር ይዛ
...
ዘዳ
32:1
-
ክዛረብ እየ እሞ
...
6
ኣምላኽሲ ፈራዲ እዩ እሞ፣ ሰማያት ጽድቁ ይነግሩ።
Related
መዝ
19:1
-
ሰማያት ክብሪ ኣ
...
7
ኣታ ህዝበይ፣ ኣነ ኽዛረብሲ ስማዕ፣ ኣታ እስራኤል፣ ኣነ ኽምስክር እየ፣ ኣነ ኣምላኽሲ፣ ኣምላኽካ እየ።
8
ብዛዕባ መስዋእትታትካ ኣይወቕሰካን፣ መስዋእትታት ምሕራርካ ኸኣ ኵሉ ጊዜ ኣብ ቅድመይ እዩ።
Related
አሞ
5:21
-
ንበዓላትኩም ጸላ
...
ኢሳ
1:11
-
ብዝሒ መስዋእትታ
...
ሆሴ
6:6
-
ኣነስ ምሕረት እ
...
9-11
ኵሎም እንስሳ በረኻን ኣብ ኣሻሕ ኣኽራን ዘለዋ ኸብትን ናተይ እየን፣ ንዅለን ኣዕዋፍ ኣኽራን እፈልጠን፣ ኣብ ምድሪ ዚዋሳወስ ከኣ ምሳይ እዩ ዘሎ እሞ፣ ኣነ ኻብ ገዛኻ ዝራብዓት፣ ካብ ደምቤኻውን ዲቤላታት ኣይወስድን።
Related
መዝ
69:31
-
እዚ ንእግዚኣብሄ
...
12
ምድርን ምልኣታን ናተይ እያ እሞ፣ እንተ ዝጠሚ እኳ ኣይምነገርኩኻን።
Related
መዝ
24:1-2
-
እግዚኣብሄር ንም
...
ኢዮ
41:11
-
ካብ ኣፋ ፋና ይ
...
1ቆሮ
10:25-26
-
ምድርን እቲ ኣብ
...
13
ኣነዶ ስጋ ዝራብዓት እበልዕ፧ ደም ዲቤላታትሲ እሰቲ እየ፧
14
መስዋእቲ ምስጋና ንአምላኽ ሰውኣሉ፣ መብጽዓኻውን ንልዑል ሀቦ።
Related
ዘህ
30:3
-
ሰብ ንእግዚኣብሄ
...
ሆሴ
14:3
-
እቲ ዘኽታም ኣባ
...
ዕብ
13:15
-
እምብኣርስ ብእኡ
...
መዝ
56:12-13
-
ዎ ኣምላኽ፣ መብ
...
መክ
5:4
-
ንኣምላኽ እንተ
...
15
ብመዓልቲ ጸበባ ድማ ጸውዓኒ፣ ኣነ ኸናግፈካ እየ፣ ንስኻውን ከተኽብረኒ ኢኻ።
Related
ኢዮ
5:8
-
ኣነ ግን ኣምላኸ
...
መሳ
6:6
-
እስራኤል ብሚድያ
...
መዝ
77:2
-
ብመዓልቲ ጸበባይ
...
ያዕ
5:13
-
ኣብ ማእከልኩም
...
ኤር
29:12
-
ክትጽውዑኒ፡ መጺ
...
መዝ
91:15
-
ኪጽውዓኒ ኣነውን
...
መዝ
107:6
-
ሽዑ ብመከራኦም
...
መዝ
107:13
-
ሽዑ ብመከራኦም
...
ዘካ
13:9
-
ኣነ ኸኣ ነቶም
...
16-17
ንረሲእ ግና ኣምላኽ ይብሎ፣ ኣታ ተግሳጸይ እትጸልእ፣ ቃላተይውን ንድሕሬኻ እትድርብስ፣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ስርዓታተይ እትነግር፧ ንኺዳነይውን ብአፍካ እተውስኦ፣
Related
ሮሜ
2:17
-
ግናኸ ንስኻ፡ ኣ
...
ኢሳ
29:13
-
እግዚኣብሄር ከኣ
...
18
ሰራቒ ምስ ርኤኻ፣ ምስኡ ሐበርካ፣ ክፍልኻውን ምስ ኣመንዝራታት ነበረ።
Related
:
-
...
ሮሜ
1:32
-
እዚኣቶም፡ ነቶም
...
1ጢሞ
5:22
-
ብታህዋኽ ኣብ ሓ
...
19
ኣፍካ ንኽፉእ ፈኖኻዮ፣ መልሓስካውን ጥበራ ትፍሕስ።
20
ተቐሚጥካ ንሓውካ ትሐምዮ፣ ንወዲ እኖኻውን ተነውሮ አሎኻ።
Related
መዝ
31:13
-
ሕሜት ብዙሓት ሰ
...
ኢዮ
19:18
-
ናእሽቱ ቘልዑ እ
...
ማቴ
10:21
-
ሓው ንሓው፡ ኣቦ
...
21
እዚ እናገበርካስ፣ ኣነ ስቕ በልኩልካ፣ እህ፣ ከማኻ ዝዀንኩ መሲሉካ ኢኻ፣ ግናኸ ኣነ ኽግስጸካ፣ ንሓጢኣትካ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ከቚም እየ።
Related
መክ
8:11
-
እኩይ ግብሪ ብቕ
...
ኢሳ
42:14
-
ነዊሕ ጊዜ ስቕ
...
ኢሳ
57:11
-
እትጠልምን ዘይት
...
22
ኣቱም ንኣምላኽ እትርስዕዎ፣ ኣነ ኸይሰላልዓኩም እሞ፣ ዜናግፈኩም ከይትስእኑስ፣ ነዚ ኣስተብህልዎ።
Related
መዝ
9:17
-
ረሲኣን፣ ንኣምላ
...
ዘዳ
32:39
-
ኣነ፣ ኣነ እየ
...
23
መስዋእቲ ምስጋና ዚስውአለይ የኽብረኒ፣ ነቲ ብመገዱ ዚጥንቀቕ ከኣ ምድሓን ኣምላኽ ከርእዮ እየ።
Related
ዕብ
13:15
-
እምብኣርስ ብእኡ
...
መዝ
91:15
-
ኪጽውዓኒ ኣነውን
...
መዝ
119:108
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
1ሳሙ
2:30
-
ስለዚ እግዚኣብሄ
...
መዝ
85:13
-
ጽድቂ ቐቅድሚኡ
...
«
‹
50
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
<
> The Mighty One, God, Yahweh, speaks, and calls the earth from sunrise to sunset.
2
Out of Zion, the perfection of beauty, God shines forth.
3
Our God comes, and does not keep silent. A fire devours before him. It is very stormy around him.
4
He calls to the heavens above, to the earth, that he may judge his people:
5
"Gather my saints together to me, those who have made a covenant with me by sacrifice."
6
The heavens shall declare his righteousness, for God himself is judge. Selah.
7
"Hear, my people, and I will speak; Israel, and I will testify against you. I am God, your God.
8
I don''t rebuke you for your sacrifices. Your burnt offerings are continually before me.
9
I have no need for a bull from your stall, nor male goats from your pens.
10
For every animal of the forest is mine, and the livestock on a thousand hills.
11
I know all the birds of the mountains. The wild animals of the field are mine.
12
If I were hungry, I would not tell you, for the world is mine, and all that is in it.
13
Will I eat the flesh of bulls, or drink the blood of goats?
14
Offer to God the sacrifice of thanksgiving. Pay your vows to the Most High.
15
Call on me in the day of trouble. I will deliver you, and you will honor me."
16
But to the wicked God says, "What right do you have to declare my statutes, that you have taken my covenant on your lips,
17
seeing you hate instruction, and throw my words behind you?
18
When you saw a thief, you consented with him, and have participated with adulterers.
19
"You give your mouth to evil. Your tongue frames deceit.
20
You sit and speak against your brother. You slander your own mother''s son.
21
You have done these things, and I kept silent. You thought that the I was just like you. I will rebuke you, and accuse you in front of your eyes.
22
"Now consider this, you who forget God, lest I tear you into pieces, and there be none to deliver.
23
Whoever offers the sacrifice of thanksgiving glorifies me, and prepares his way so that I will show God''s salvation to him."
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info