መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
74
- Psalms 74
«
‹
74
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ዎ ኣምላኽ፣ ስለምንታይ ንሓዋሩ ደርቤኻና፧ ንምንታይከ ነድርኻ ኣብ ኣባጊዕ መጓሴኻ ይተክኽ፧
Related
1ዜና
21:17
-
ዳዊት ድማ ንኣም
...
ኢሳ
63:17
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
መዝ
79:13
-
ንሕና ግና፣ ህዝ
...
መዝ
95:7
-
ንሱ ኣምላኽና እ
...
መዝ
100:3
-
እግዚኣብሄርሲ ኣ
...
ዘዳ
29:20
-
እግዚኣብሄር ይቕ
...
2
ነታ ኻብ ጥንቲ ዘጥሬኻያ፣ ዓሌት ርስትኻ ኽትከውን እተበጆኻያ ማሕበር፣ ነታ ዝሐደርካያ ኸረን ጽዮን ዘክር።
Related
ዘዳ
32:6
-
ኣታ ዓሻን ዘይለ
...
ዘጸ
15:16
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
ዘጸ
15:17
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
ኢሳ
63:9
-
ኣብ ኲሉ ጸበባኦ
...
ዘዳ
32:9
-
ግደ እግዚኣብሄር
...
ኢሳ
63:17
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
ኤር
10:16
-
ግደ ያእቆብሲ ኸ
...
ኤር
51:19
-
ግደ ያእቆብሲ ኸ
...
3
ኣእጋርካ ናብታ ናይ ዘለአለም ዑና አልዕል፣ እቲ ጸላኢ ኣብ መቕደስ ንዅሉ ኣበላሽይዎ ኣሎ።
Related
ኢሳ
61:4
-
ነቲ ናይ ቀደም
...
4
ተጻረርትኻ ኣብ ማእከል ማሕበርካ ጨዲሮም፣ ንምልክቶም ምልክት ገይሮም ኣቘምዎ።
Related
ድጒ
2:7
-
እግዚኣብሄር መሰ
...
ዘህ
2:2
-
ደቂ እስራኤል ነ
...
መዝ
74:9
-
ምልክትና ኣይንር
...
5
ከምቶም ማሕጸ ኣብ ብርቱዕ ዱር ዜልዕሉ ሰብ ይመስሉ።
Related
ኤር
46:22
-
ምስ ጭፍራ ይመጹ
...
6
ንብዘሎ ቕርጺ ህንጻታቱ ብማሕጸን ብመዶሻን ገይሮም ኣድቂቖምዎ።
Related
1ነገ
6:18
-
ኣብ ውሽጢ ቤት
...
1ነገ
6:29
-
ኣብ ኲሉ መንደቕ
...
1ነገ
6:32
-
ካብ ኦም ኣውልዕ
...
1ነገ
6:35
-
ኣብኡ ድማ ኪሩቤ
...
7
ንመቕደስካ ብሓዊ ኣንዲዶምዋ፣ ንማሕደር ስምካ ኽሳዕ መሰረታ ኣርኪሶምዋ እዮም።
Related
ኢሳ
63:18
-
እቲ ቅዱስ ህዝብ
...
ኢሳ
64:10
-
እተን ቅዱሳት ከ
...
2ነገ
25:9
-
ንቤት እግዚኣብሄ
...
8
ብልቦም፣ ሐቢርና ነጥፍኣዮም፣ በሉ፣ ንዅለን ኣብታ ሃገር ዘለዋ ኣባይቲ ማሕበር ኣምላኽ ኣንዲዶምወን።
9
ምልክትና ኣይንርእን፣ ነብዪ የሎን፣ ክሳዕ መአዝ ምዃኑ ዚፈልጥ የብልናን።
Related
ምሳ
29:18
-
ራእይ ዜልቦ እን
...
ድጒ
2:9
-
ደጌታታ ኣብ ምድ
...
ህዝ
7:26
-
መዓት ኣብ ርእሲ
...
መዝ
74:4
-
ተጻረርትኻ ኣብ
...
አሞ
8:11
-
እግዚኣብሄር ኣም
...
10
ዎ ኣምላኽ፣ እቲ ተጻራሪ ኽሳዕ መኣዝ ኪጸርፍ፧ ጸላእስ ንሓዋሩ ስምካ ኺንዕቕ እዩ፧
Related
ዘሌ
24:16
-
እቲ ስም እግዚኣ
...
11
ስለምንታይ ኢድካ፣ ነታ የማነይቲኻ፣ ንድሕሪት እትመልሳ፧ ካብ ትሽትሽካ ኣውጺእካ ኣጥፍኣዮም።
Related
ኢሳ
52:10
-
እግዚኣብሄር ኣብ
...
ድጒ
2:3
-
በቲ ጒሁር ኲራኡ
...
12
ግናኸ እቲ ኣብ ማእከል ምድሪ ግብርታት ምድሓን ዚገብር ዘሎ ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ንጉሰይ እዩ።
13
ንስኻ ንባሕሪ ብሓይልኻ መቐልካዮ፣ ኣራእስ ገበላት ኣብ ማያት ጨፍለቕካ።
Related
መዝ
89:10
-
ከም እተወግኤ ጌ
...
ኢሳ
51:9
-
ኣታ ቕልጽም እግ
...
ዘጸ
14:21
-
ሙሴ ድማ ኢዱ ና
...
መዝ
78:13
-
ባሕሪ መቒሉ ኣሕ
...
ኢዮ
7:12
-
ሓላዊ ዝገበርካለ
...
14
ኣርእስቲ ሌዋታን ቀጥቂጥካ፣ ነቶም ኣብ በረኻ ዚነብሩ፣ ምግቢ ኪዀኖም፣ ሀብካዮም።
Related
ኢዮ
41:1
-
እንሆ፡ ተስፋኡ
...
መዝ
114:3
-
ባሕሪ ርእያቶ ሀ
...
ኢሳ
27:1
-
በታ መዓልቲ እቲ
...
መዝ
104:26
-
አብኣ መራኽብ ይ
...
መዝ
72:9
-
ኣብ በረኻ ዚነብ
...
15
ዓይኒ ማያትን ምንጭን ኣፈልፈልካ፣ ነቲ ዅሉ ጊዜ ዚውሕዝ ርባታት ኣንቀጽካዮ።
Related
ኢያ
3:16
-
እቲ ኻብ ላዕሊ
...
ዘጸ
17:5
-
እግዚኣብሄር ድማ
...
ዘህ
20:11
-
ሙሴ ድማ ኢዱ ኣ
...
ኢሳ
48:21
-
ብምድረ በዳ ኺመ
...
ኢያ
2:10
-
እቲ ኻብ ምድሪ
...
ኢያ
3:13
-
ኪኸውን ድማ እዩ
...
16
መዓልቲ ናትካ እያ፣ ለይቲውን ናትካ እያ፣ ንብርሃንን ጸሓይን ገበርካየን።
Related
ዘፍ
1:14
-
ኣምላኽ ድማ፤ ን
...
17
ንብዘሎ ወሰናት ምድሪ ንስኻ ኣጽናዕካዮ፣ ንሓጋይን ክረምትን ፈጠርካዮም።
18
ጸላኢ ንእግዚኣብሄር ከም ዝጸርፎ፣ ዓሻ ህዝቢውን ንስምካ ከም ዝነዐቖ ዘክር።
19
ነፍሲ ባሬቶኻ ንኣራዊት ኣይትሀብ፣ ህይወት መሳኺንካ ንሓዋሩ ኣይትረስዕ።
Related
መዝ
10:11
-
ንሱ ብልቡ፣ ኣም
...
መሃ
2:12
-
ዕምባባታት ኣብ
...
መሃ
2:14
-
ኣቲ ኣብ ቋቚራ
...
20
እቲ ዘጸልመተ ቦታታት ምድሪ ብማሕደር ግፍዒ መሊኡ ኣሎ እሞ፣ ኪዳንካ ጠምት።
21
እቲ ጥቑዕ ሐፊሩ ኣይመለስ፣ መስኪንን ድኻን ስምካ ይባርኹ።
Related
መዝ
88:6
-
ኣብ ዓሚቚ ጕድጓ
...
መዝ
143:3
-
ጸላኢ ንነፍሰይ
...
22
ዎ ኣምላኽ፣ ተንስእ፣ ነገርካ ግበር፣ ዓሻ ጽርፍ ከም ዚውዕለካ ዘክር።
Related
ኢሳ
3:13
-
እግዚኣብሄር ኪም
...
ኢሳ
43:26
-
ኣዘክረኒ እሞ ን
...
ህዝ
20:35
-
ናብ በረኻ ህዝብ
...
23
ድምጺ ተጻረርትኻ ኣይትረስዕ፣ ጭድርታ እቶም ዓለውትኻ ዅሉ ጊዜ ይለዐል ኣሎ።
Related
አስ
7:10
-
ከምዚ ንሃማን ኣ
...
መዝ
65:5-7
-
ኣታ ኣምላኽ ምድ
...
«
‹
74
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
<
> God, why have you rejected us forever? Why does your anger smolder against the sheep of your pasture?
2
Remember your congregation, which you purchased of old, which you have redeemed to be the tribe of your inheritance; Mount Zion, in which you have lived.
3
Lift up your feet to the perpetual ruins, all the evil that the enemy has done in the sanctuary.
4
Your adversaries have roared in the midst of your assembly. They have set up their standards as signs.
5
They behaved like men wielding axes, cutting through a thicket of trees.
6
Now they break all its carved work down with hatchet and hammers.
7
They have burned your sanctuary to the ground. They have profaned the dwelling place of your Name.
8
They said in their heart, "We will crush them completely." They have burned up all the places in the land where God was worshiped.
9
We see no miraculous signs. There is no longer any prophet, neither is there among us anyone who knows how long.
10
How long, God, shall the adversary reproach? Shall the enemy blaspheme your name forever?
11
Why do you draw back your hand, even your right hand? Take it out of your pocket and consume them!
12
Yet God is my King of old, working salvation in the midst of the earth.
13
You divided the sea by your strength. You broke the heads of the sea monsters in the waters.
14
You broke the heads of Leviathan in pieces. You gave him as food to people and desert creatures.
15
You opened up spring and stream. You dried up mighty rivers.
16
The day is yours, the night is also yours. You have prepared the light and the sun.
17
You have set all the boundaries of the earth. You have made summer and winter.
18
Remember this, that the enemy has mocked you, Yahweh. Foolish people have blasphemed your name.
19
Don''t deliver the soul of your dove to wild beasts. Don''t forget the life of your poor forever.
20
Honor your covenant, for haunts of violence fill the dark places of the earth.
21
Don''t let the oppressed return ashamed. Let the poor and needy praise your name.
22
Arise, God! Plead your own cause. Remember how the foolish man mocks you all day.
23
Don''t forget the voice of your adversaries. The tumult of those who rise up against you ascends continually.
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info