መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
79
- Psalms 79
«
‹
79
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ዎ ኣምላኽ፣ አህዛብ ናብ ርስትኻ አትዮም፣ ንቕድስቲ መቕደስካ ኣርከስዋ፣ ንየሩሳሌምውን ኵምራ እምኒ ገበርዋ።
Related
ሉቃ
21:24
-
ብስሕለት ሰይፊ
...
ድጒ
5:2
-
ርስትና ኣብ መጻ
...
2ነገ
25:9
-
ንቤት እግዚኣብሄ
...
ኤር
26:18
-
ሚካ ሞራሽታይ ብ
...
ሚክ
3:12
-
ስለዚ ብሰርኹም
...
ድጒ
1:10
-
ኣብ ማሕበርካ ኸ
...
2
ሬሳ ባሮትካ ንምግቢ ኣዕዋፍ ሰማይ፣ ስጋ ጻድቃን ንኣራዊት መሮር ሀብዎም።
Related
መዝ
4:3
-
እግዚኣብሄር ግና
...
ዘዳ
28:26
-
ሬሳታትካ ንዂሎም
...
ኤር
16:2-4
-
እግዚኣብሄር ብዛ
...
ኤር
19:7
-
ኣነ ኸኣ ኣብዚ
...
ኤር
34:20
-
ነዚኣቶም ኣብ ኢ
...
መዝ
80:12
-
ኵሎም ሐለፍቲ መ
...
ኤር
7:33
-
ሬሳታት እዚ ህዝ
...
3
ደሞም አብ ዙርያ የሩሳሌም ከም ማይ አፍሰስዎ፣ ቀባሪውን ኣይነበረን።
Related
ኤር
16:2-4
-
እግዚኣብሄር ብዛ
...
ሶፎ
1:17
-
እቶም ሰብ ንእግ
...
ኤር
14:16
-
ነቶም እተነበዩሎ
...
4
ንጐረባብትና ነውሮም፣ ነቶም አብ ዙርያና ዘለዉ ኸኣ ንመስሓቒኦምን ንመላገጺኦምን ኰንና።
Related
ኢሳ
43:28
-
ስለዚ ንሓላቑ ቤ
...
ድጒ
1:7
-
የሩሳሌም ብመዓል
...
መዝ
39:8
-
ካብ ኩሉ ኣበሳይ
...
ሶፎ
2:8
-
ኣነ ነቶም ንህዝ
...
5
ዎ እግዚአብሄር፣ አዘውትርካ እትዅሪ፣ ቅንኣትካ ኸም ሓዊ ዚነድድ ኽሳዕ መኣዝ እዩ፧
Related
ህዝ
36:5
-
ስለዚ እግዚኣብሄ
...
ህዝ
38:19
-
ብቕንኣተይን ብሓ
...
መዝ
89:46
-
ዎ እግዚኣብሄር፣
...
ዘዳ
29:20
-
እግዚኣብሄር ይቕ
...
6-7
ንያእቆብ በሊዖምዎ፣ ንማሕደሩውን ኣዕንዮምዋ እዮም እሞ፣ ቊትዓኻ ናብቶም ዘይፈልጡኻ ኣህዛብ፣ ናብቶም ብስምካ ዘይምህለሉ መንግስትታት ክዐዎ።
Related
ኤር
10:25
-
ንያእቆብ በሊዖም
...
መዝ
14:4
-
እዞም ንህዝበይ
...
8
አዚና ተዋሪድና ኢና እሞ፣ በደል ኣቦታትና ኣይትዘክረልና፣ ቀልጥፍ፣ ምሕረትካ ትቃባበለና።
Related
መዝ
106:6
-
ምስ ኣቦታትና ሓ
...
ኢሳ
64:9
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
ዘዳ
28:43
-
ኣብ ማእከልካ ዘ
...
መዝ
116:6
-
እግዚኣብሄር ንገ
...
መዝ
142:6
-
ኣብ ብዙሕ መከራ
...
ኢሳ
26:5
-
ነቶም ኣብ በሪኽ
...
መዝ
142:7
-
ንስምካ ኸማሱስ፣
...
9
ዎ ኣምላኽ ምድሓንና፣ ምእንቲ ኽብሪ ስምካ ርድኣና፣ ምእንቲ ስምካ ኢልካ ኸኣ ኣናግፈና፣ ሓጢኣትናውን ይቕረ በለልና።
Related
ዘዳ
32:43
-
ንደም ባሮቱ ተበ
...
መዝ
66:2
-
ንኽብሪ ስሙ ዘም
...
ዘጸ
32:12
-
ከመይከ ግብጻውያ
...
ኢሳ
48:9
-
ስለ ስመይ ኢለ
...
10
ስለምንታይከ ኣህዛብ፣ ኣበይ ኣሎ ኣምላኾም፣ ዚብሉ፧ እቲ ምፍዳይ ሕነ ናይቲ ዝፈሰሰ ደም ባሮትካ ኣብ ቅድሜና አብ ማእከል አህዛብ ይፈለጥ።
Related
መዝ
115:2
-
ስለምንታይ ኣህዛ
...
ዘዳ
32:43
-
ንደም ባሮቱ ተበ
...
11
ምንኣኽ እቶም እሱራት ናብ ቅድሜኻ ይምጻእ፣ ነቶም ንሞት እተመደቡ ብስልጣን ቅልጽምካ ኣድሕኖም።
12
ዎ እግዚአብሄር፣ ንጐረባብትና እቲ ዝጸረፉኻ ጸርፊ ሾብዓተ ኢድ ጌርካ፣ ናብ ሕቚፎም ምለሰሎም።
Related
ነህ
4:4
-
ዎ ኣምላኽና፡ ስ
...
ሉቃ
6:38
-
ሃቡ ኺውሃበኩም
...
መዝ
89:50
-
ጐይታየ፣ ንጸርፊ
...
13
ንሕና ግና፣ ህዝብኻን ኣባጊዕ መጓሴኻን ዝዀንና፣ ንዘለአለም ከነመስግነካ፣ ንውሉድ ወለዶ ምስጋናኻ ኸነውሪ ኢና።
Related
መዝ
74:1
-
ዎ ኣምላኽ፣ ስለ
...
«
‹
79
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
<
> God, the nations have come into your inheritance. They have defiled your holy temple. They have laid Jerusalem in heaps.
2
They have given the dead bodies of your servants to be food for the birds of the sky, the flesh of your saints to the animals of the earth.
3
Their blood they have shed like water around Jerusalem. There was no one to bury them.
4
We have become a reproach to our neighbors, a scoffing and derision to those who are around us.
5
How long, Yahweh? Will you be angry forever? Will your jealousy burn like fire?
6
Pour out your wrath on the nations that don''t know you; on the kingdoms that don''t call on your name;
7
For they have devoured Jacob, and destroyed his homeland.
8
Don''t hold the iniquities of our forefathers against us. Let your tender mercies speedily meet us, for we are in desperate need.
9
Help us, God of our salvation, for the glory of your name. Deliver us, and forgive our sins, for your name''s sake.
10
Why should the nations say, "Where is their God?" Let it be known among the nations, before our eyes, that vengeance for your servants'' blood is being poured out.
11
Let the sighing of the prisoner come before you. According to the greatness of your power, preserve those who are sentenced to death.
12
Pay back to our neighbors seven times into their bosom their reproach with which they have reproached you, Lord.
13
So we, your people and sheep of your pasture, will give you thanks forever. We will praise you forever, to all generations.
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info