መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ዳዊት
85
- Psalms 85
«
‹
85
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
ዎ እግዚአብሄር፣ ንምድርኻ ሞገስ ገበርካላ፣ ንቤት ያእቆብ ካብ ምርኮ መለስካዮም።
Related
መዝ
126:1
-
እግዚኣብሄር ንም
...
መዝ
14:7
-
ኣየ፣ ካብ ጽዮን
...
መዝ
77:7
-
እግዚኣብሄርሲ ን
...
ዘዳ
32:43
-
ንደም ባሮቱ ተበ
...
2
ኣበሳ ህዝብኻ ሐደግካ፣ ንብዘሎ ሓጢኣቶም ከደንካ።
Related
ዘጸ
32:12
-
ከመይከ ግብጻውያ
...
ዘዳ
13:17-18
-
እግዚኣብሄር ካብ
...
መዝ
106:23
-
ሽዑ ኼጥፍኦም ደ
...
ዮና
3:9
-
ኣምላኽ እንተ ተ
...
መዝ
32:1
-
ኣበሳኡ እተሐድገ
...
3
ንዅሉ መዓትካ ኣርሐቕካዮ፣ ካብ ንደት ቊጥዓኻ ተመለስካ።
Related
መዝ
78:38
-
ንሱ ግና መሓሪ
...
4
ዎ ኣምላኽ ምድሓንና፣ ምለሰና፣ ንዅራኻውን ካባና አትርፎ።
Related
መዝ
80:4
-
ዎ እግዚአብሄር፣
...
ዳን
9:16
-
ብሰሪ ሓጢኣትን
...
5
ንዘለአለምዶ ኽትኵርየልና፧ ኵራኻስ ንውሉድ ወለዶዶ ኸተንውሕ ኢኻ፧
Related
መዝ
77:7
-
እግዚኣብሄርሲ ን
...
ኢሳ
57:16
-
ንዘለኣለም ኣይክ
...
6
ህዝብኻ ብኣኻ ኺሕጐስሲ፣ መሊስካዶ ህይወት ኣይክትህበናን ኢኻ፧
Related
መዝ
71:20
-
ኣታ፣ ብዙሕ ጭን
...
መዝ
80:18
-
ሽዑ ኻባኻ ኣይክ
...
7
ዎ እግዚኣብሄር፣ ጸጋኻ ኣርእየና፣ ምድሓንካውን ሀበና።
Related
መዝ
106:4-5
-
ጐይታየ፣ በቲ ን
...
8
ናብ ዕሽነት ደአ ኣይመለሱ እምበር፣ ንህዝቡን ቅዱሳኑን ሰላም ኪዛረቦም እዩ እሞ፣ ነቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዚብሎ ኽሰምዕ እየ።
Related
ዘሌ
26:6
-
ኣብ ምድርኹም ድ
...
9
ብሓቂ አብ ሃገርና ኽብሪ ኺሐድርሲ፣ ምድሓኑ ነቶም ዚፈርህዎ ቐረባኦም እዩ።
Related
መዝ
25:10
-
ነቶም ኪዳኑን ም
...
ሉቃ
1:14
-
ንሱ ሓጐስን ተድ
...
መዝ
62:7
-
ምድሓነይን ክብረ
...
ዘዳ
4:7
-
ከምቲ እግዚብሄር
...
10
ለውሃትን ሓቅን ተራኸባ፣ ጽድቅን ሰላምን ተሳዓዐማ።
Related
ኢሳ
45:8
-
ኣቱም ሰማያት፡
...
መዝ
89:14
-
መሰረት ዝፋንካ
...
ምሳ
3:3
-
ሕያውነትን ሓቅን
...
11
ሓቂ ኻብ ምድሪ ኽትበቊል፣ ጸድቂውን ካብ ሰማይ ክትጥምት እያ።
12
እግዚኣብሄር ድማ ሰናይ ኪህበና እዩ፣ ሃገርናውን ፍርያታ ኽትህብ እያ።
Related
መዝ
67:7
-
ኣምላኽ ይባርኸና
...
ዘካ
8:11-12
-
ዘርኢ ሰላም ኪኸ
...
መዝ
84:11
-
እግዚአብሄር ኣም
...
ያዕ
1:17
-
ጽቡቕ ውህበትን
...
ዘሌ
26:4
-
ኣነ ዝናምኩም ብ
...
ህዝ
34:27
-
ኦም መሮር ፍሪኡ
...
መዝ
67:6
-
ምድሪ ፍሬኣ ሂባ
...
13
ጽድቂ ቐቅድሚኡ ኽትከይድ፣ ኣስኣሰሩ ኸኣ ክትስዕብ እያ።
Related
መዝ
23:3
-
ንሱ ንነፍሰይ የ
...
መዝ
50:23
-
መስዋእቲ ምስጋና
...
«
‹
85
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
›
»
1
<
> Yahweh, you have been favorable to your land. You have restored the fortunes of Jacob.
2
You have forgiven the iniquity of your people. You have covered all their sin. Selah.
3
You have taken away all your wrath. You have turned from the fierceness of your anger.
4
Turn us, God of our salvation, and cause your indignation toward us to cease.
5
Will you be angry with us forever? Will you draw out your anger to all generations?
6
Won''t you revive us again, that your people may rejoice in you?
7
Show us your loving kindness, Yahweh. Grant us your salvation.
8
I will hear what God, Yahweh, will speak, for he will speak peace to his people, his saints; but let them not turn again to folly.
9
Surely his salvation is near those who fear him, that glory may dwell in our land.
10
Mercy and truth meet together. Righteousness and peace have kissed each other.
11
Truth springs out of the earth. Righteousness has looked down from heaven.
12
Yes, Yahweh will give that which is good. Our land will yield its increase.
13
Righteousness goes before him, And prepares the way for his steps.
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info