መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ
ብሉይ ኪዳን
- OT
ዘፍጥረት
GEN
ዘጸአት
EXO
ዘሌዋውያን
LEV
ዘህልቍ
NUM
ዘዳግም
DEU
ኢያሱ
JOS
መሳፍንቲ
JDG
ሩት
RUT
1ይ ሳሙኤል
1SA
2ይ ሳሙኤል
2SA
1ይ ነገስት
1KI
2ይ ነገስት
2KI
1ይ ዜና መዋዕል
1CH
2ይ ዜና መዋዕል
2CH
እዝራ
EZR
ነህምያ
NEH
ኣስቴር
EST
ኢዮብ
JOB
ዳዊት
PSA
ምሳሌ
PRO
መክብብ
ECC
መኃልየ መኃልየ
SOS
ኢሳይያስ
ISA
ኤርምያስ
JER
ድጒዓ ኤርምያስ
LEM
ህዝቅኤል
EZA
ዳንኤል
DAN
ሆሴእ
HOS
ዮኤል
JOE
አሞጽ
AMO
አብድያ
OBA
ዮናስ
JON
ሚክያስ
MIC
ናሆም
NAH
ዕንባቆም
HAB
ሶፎንያስ
ZEP
ሐጌ
HAG
ዘካርያስ
ZEC
ሚልክያስ
MAL
ሓድሽ ኪዳን
- NT
ማቴዎስ
MAT
ማርቆስ
MAR
ሉቃስ
LUK
ወ. ዮሐንስ
JOH
ግብሪ ሃዋርያት
ACT
ሮሜ
ROM
1ይ ቆሮንቶስ
1CO
2ይ ቆሮንቶስ
2CO
ገላትያ
GAL
ኤፌሶን
EPH
ፊሊጲ
PHP
ቆሎሴ
COL
1ይ ተሰሎንቄ
1TH
2ይ ተሰሎንቄ
2TH
1ይ ጢሞቴዎስ
1TI
2ይ ጢሞቴዎስ
2TI
ቲቶ
TIT
ፊልሞን
PHI
ዕብራውያን
HEB
ያዕቆብ
JAM
1ይ ጴጥሮስ
1PE
2ይ ጴጥሮስ
2PE
1ይ ዮሐንስ
1JO
2ይ ዮሐንስ
2JO
3ይ ዮሐንስ
3JO
ይሁዳ
JUD
ራእይ ዮሐንስ
REV
Search
አማርኛ
About
ድጒዓ ኤርምያስ
3
- Lamentations 3
«
‹
3
1
2
3
4
5
›
»
1
ኣነ ብሸቦጥ ቊጥዓኡ ሽጋር ዝርኤኹ ሰብኣይ እየ።
Related
ኢዮ
30:9
-
ሕጂ ኣነ መድረፊ
...
2
ንሱ መርሓኒ፡ ብብርሃን ዘይኰነስ ብጸልማት ወሰደኒ።
Related
ሉቃ
8:12
-
እቶም ኣብ ጥቓ
...
ኢዮ
30:26
-
እንሆ፡ ራህዋ ን
...
ኢሳ
59:9
-
ስለዚ ቕንዕና ኻ
...
ኤር
4:23
-
ንምድሪ ጠመትክዋ
...
3
ብሓቂ መመሊሱ መዓልቲ ብመልኣ ኢዱ ኣባይ ይመልስ ኣሎ።
Related
መዝ
38:2
-
ፍላጻታትካ ወጊኤ
...
ኢሳ
5:25
-
ስለዚ ቊጥዓ እግ
...
4
ንስጋይን ቈርበተይን ኣእረጎ፡ ንዓጻጽምተይ ሰበሮ።
Related
ኢዮ
30:30
-
ቈርበተይ ጸሊሙ፡
...
መዝ
38:3-4
-
በደለይ ንርእሰይ
...
5
ኣብ ከባብየይ ቀጽሪ ሰርሔ፡ ብመርዝን ድኻምን ከኣ ሓጸረኒ።
Related
መዝ
69:21
-
ኣብ መብልዔይ ሓ
...
ድጒ
3:19
-
ሽጋረይን ኰብለል
...
6
ከምቶም ቀደም ዝሞቱ ኣብ ጸልማት ኣንበረኒ።
Related
መዝ
143:3
-
ጸላኢ ንነፍሰይ
...
መዝ
88:5
-
ከምቶም ድሕርዚ
...
7
ከይወጽእሲ ብመንደቕ ከበበኒ፡ ንሰንሰለተይ ኣኽበዶ።
Related
ኤር
40:4
-
ሕጂ ኸኣ እንሆ፡
...
8
እንተ ጠራዕኩን ኣእዌኹን እኳ፡ ንጸሎተይ መሕለፊ ዐጸወሉ።
Related
ድጒ
3:44
-
ጸሎት ከይሐልፍሲ
...
ኢዮ
30:20
-
ናባኻ እምህለል
...
መዝ
22:2
-
ዎ ኣምላኸይ፣ ብ
...
9
ብቕሩጽ እምኒ ንጐደናታተይ ዐጸዎ፡ ንመገድታተይ ጥውጥዋይ ገበሮ።
Related
ኢዮ
19:8
-
ኣነ ኸይሐልፍ ኢ
...
ሆሴ
2:6
-
ስለዚ እንሆ፣ ን
...
10
ከም ዘድበየ ድቢ፡ ተሐቢኡ ኸም ዚቃጾ ኣንበሳ ዀነኒ።
Related
ኢዮ
10:16
-
ልዕል እንተ ዘብ
...
11
ንመገደይ ኣዘምበሎ፡ ሰባበረኒ ኣዕነወኒውን።
Related
ኢዮ
16:12
-
ኣነ ሀዲኤ ነይረ
...
ኤር
15:3
-
ኣነ ኣርባዕተ ዓ
...
12
ቀስቱ ገተረ፡ ንፍላጻ ኸኣ ዕላማ ገይሩ ኣቘመኒ።
Related
ኢዮ
16:12
-
ኣነ ሀዲኤ ነይረ
...
13
ብፍላጻታት ጒልድባኡ ዀላሊተይ ወግኤ።
Related
ኤር
5:16
-
ጒልድባኦም ክፋት
...
14
መላገጺ ዂሉ ህዝበይ፡ መዓልቲ ብመልኣ መድረፊኦም ኰንኩ።
Related
ድጒ
3:63
-
ኣብ ምቕማጦምን
...
ዘዳ
28:37
-
ኣብቶም እግዚኣብ
...
ኢዮ
30:9
-
ሕጂ ኣነ መድረፊ
...
መዝ
69:12
-
ኣብ ደገ ዚቕመጡ
...
ኤር
20:7-8
-
ብተዛረብኩሉ መጠ
...
15
ብመሪር ኣጽገበኒ፡ ዕረ ኣስተየኒ።
Related
ግብ
8:23
-
ኣብ መሪር መርዝ
...
16
ኣስናነይ ብጸጸር ሰበረ፡ ብሓመዂስቲ ኣጐልበበኒ።
Related
መዝ
3:7
-
ንምንጋጋ ዅሎም
...
መዝ
58:6
-
ዎ ኣምላኽ፣ ኣስ
...
17
ነፍሰይ ካብ ሰላም ኣርሐቕካ፡ ነቲ ጽቡቕ ረሳዕክዎ።
Related
ኢሳ
59:11
-
ኲላትና ኸም ድብ
...
ኤር
12:12
-
ኣብ ኲሉ ዂርባታ
...
ኤር
16:5
-
ስለዚ እግዚኣብሄ
...
18
ኣነ ኸኣ፡ ሓይለይን ብእግዚኣብሄር ተስፋይን ህልም በለ፡ በልኩ።
Related
ህዝ
37:11
-
ሽዑ ንሱ በለኒ፣
...
ኢዮ
17:15
-
ተስፋይ ደኣ ኣበ
...
19
ሽጋረይን ኰብለል ምባለይን፡ እቲ ዕረን መርዝን ዘክር።
Related
ኤር
8:14
-
ንእግዚኣብሄር ስ
...
ድጒ
3:5
-
ኣብ ከባብየይ ቀ
...
20
ነፍሰይ ከየባተኸት ትዝክሮ፡ ኣብ ውሽጠይ ከኣ ደኒና ኣላ።
Related
መዝ
42:11
-
ነፍሰየ፣ ንምንታ
...
መዝ
42:5
-
ነፍሰየ፣ ንምንታ
...
21
እዚ ኣብ ልበይ ኤንብር፡ ስለዚ ድማ ተስፋ እገብር።
22
ምሕረቱ ኣይተወድኤን እዩ እሞ፡ ጥራስ ዘይጠፋእናስ ጸጋ እግዚኣብሄር እዩ።
Related
መዝ
78:38
-
ንሱ ግና መሓሪ
...
ኤር
3:12
-
ኪድ እሞ ኣብ ሸ
...
ኤር
30:11
-
ምእንቲ ኸድሕነካ
...
መዝ
103:10
-
ከም መጠን ሓጢኣ
...
መዝ
77:9
-
ኣምላኽሲ ሳህሉዶ
...
ዘጸ
34:6
-
እግዚኣብሄር ድማ
...
23
ኣብ ጸጽባሕ ሓድሽ እዩ፡ እሙን ምዃንካ ዓብዪ እዩ።
Related
መዝ
89:1
-
ግብርታት ጸጋ እ
...
24
ነፍሰይሲ፡ ግደይ እግዚኣብሄር እዩ፡ ስለዚ ብእኡኡ ተስፋ እገብር፡ ትብል ኣላ።
Related
መዝ
73:26
-
ስጋይን ልበይን
...
መዝ
16:5
-
እግዚኣብሄርሲ ኽ
...
25
እግዚኣብሄር ነቶም ዚጽበይዎ፡ ነታ እትደልዮ ነፍሲ ሰናይ እዩ።
Related
መዝ
27:14
-
ብእግዚኣብሄር ተ
...
ኢሳ
25:9
-
በታ መዓልቲ እቲ
...
ኢሳ
26:9
-
ፍርድኻ ኣብ ምድ
...
መዝ
40:2
-
ካብ ጕድጓድ ጥፍ
...
ኢሳ
30:18
-
ስለዚ ኸኣ እግዚ
...
26
ንምድሓን እግዚኣብሄር ተስፋ ምግባርን ብህድኣት ምጽባይን ሰናይ እዩ።
Related
መዝ
106:13
-
ንተግባሩ ቐልጢፎ
...
27
ንሰብኣይ ብንእስነቱ ኣርዑት ምጻር ሰናይ እዩ።
28
ኣሰኪምዎ እዩ እሞ፡ ትም ኢሉ በይኑ ይቀመጥ።
Related
ኤር
15:17
-
ኣብ ባይቶ መላገ
...
29
ምናልባሽ ተስፋ ይህልዎ እዩ፡ ኣፉ ደኣ ኣብ ሓመድ የድንን፡
Related
ኢዮ
16:15
-
ወጮ ኣብ ቈርበተ
...
ኢዮ
42:6
-
ስለዚ ንርእሰይ
...
30
ንዚወቕዖ መልትሑ ይምለሰሉ ብጸርፊውን ይጽገብ።
Related
ኢዮ
16:10
-
ኣፎም ናባይ ሃህ
...
ኢሳ
50:6
-
ዝባነይ ንገረፍቲ
...
ማቴ
5:39
-
ኣነ ግና እብለኩ
...
31
እግዚኣብሄርሲ ንዘለኣለም ኣይውግድን እዩ እሞ፡
Related
መዝ
94:14
-
እግዚኣብሄር ንህ
...
መዝ
77:8
-
ጸጋኡስ ንዘለአለ
...
32
እንተ ኣጒህየ እኳ፡ ከምቲ ብዝሒ ጸጋኡ ይርሕርሕ እዩ።
Related
ዘሌ
26:44
-
እዚ ኽነሱ እኳ፡
...
ኢሳ
54:8
-
ብምፍሳስ ቊጥዓ
...
33
ንደቂ ኣዳም ዜዋርዶምን ዜጒህዮምንሲ ብፍታው ልቡ ኣይኰነን።
Related
ኢዮ
37:23
-
ነቲ ዂሉ ዚኽእል
...
ህዝ
33:11
-
ኣነ ህያው እየ፣
...
34
ንዂሎም እሱራት ምድሪ ኣብ ትሕቲ እግሪ ምርጋጾም፡
35
ኣብ ቅድሚ ገጽ እቲ ልዑል መሰል ሰብኣይ ምቕናኖም፡
36
ንሰብ ብነገሩ ዓጋቢ ምግባርሲ፡ ነዚዶ እግዚኣብሄር ኣይርእዮን እዩ?
Related
ምሳ
17:5
-
ንድኻ ዜባጩ ንፈ
...
ኤር
22:3
-
እግዚኣብሄር ከም
...
37
እግዚኣብሄር ዘይኣዘዞስ፡ እተዛረበ እሞ ዝዀነሉ መን እዩ?
Related
መዝ
33:8-9
-
ንሱ በለ፣ ኰነ
...
38
ክፉእን ጽቡቕን ካብ ኣፍ እቲ ልዑልዶ ኣይወጽእን እዩ?
Related
ኢዮ
2:10
-
ንሱ ግና፡ ንስኺ
...
ኤር
32:42
-
እግዚኣብሄር ከም
...
ኢሳ
45:7
-
ብርሃን እገብር፡
...
39
ስለምንታይ እቲ ህያው ሰብ የጒረምርም? ነፍሲ ወከፍ ብሓጢኣቱ ደኣ የጒረምርም።
Related
ምሳ
19:3
-
ሰብ ብዕሽነቱ መ
...
ኤር
30:15
-
ስለምንታይ ኢኺ
...
40
መገድና ንተዐዘብን ንመርምርን እሞ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ።
Related
መዝ
119:59
-
ንመገደይ ሐሰብኩ
...
2ቆሮ
13:5
-
ብእምነት እንተ
...
ኢሳ
55:7
-
ረሲእ መገዱ፡ ዓ
...
41
ልብና ምስናይ ኣእዳውና ናብ እግዚኣብሄር ኣብ ሰማይ ነልዕል።
42
ንሕና በደልናን ዐሎናን፡ ንስኻውን ይቕረ ኣይበልካን።
Related
ነህ
9:26
-
ንሳቶም ግና እም
...
ኤር
14:20
-
ዎ እግዚኣብሄር፡
...
ዳን
9:5
-
ንሕና ሓጢኣት ገ
...
43
ብዂራ ተጐልበብካን ሰጐጒካናን፡ ብዘይ ምሕረት ቀተልካ።
Related
ድጒ
2:2
-
እግዚኣብሄር ንዂ
...
44
ጸሎት ከይሐልፍሲ፡ ደበና ተጐልበብካ።
Related
ድጒ
3:8
-
እንተ ጠራዕኩን
...
45
ኣብ ማእከል ህዝብታት ጐሓፍን ፍንፋንን ገበርካና።
Related
1ቆሮ
4:13
-
እናተሐሜና ንምዕ
...
ዘዳ
28:37
-
ኣብቶም እግዚኣብ
...
46
ኲሎም ጸላእትና ኣፎም ሃህ ኣበሉልና።
Related
መዝ
22:13
-
ከምቲ ዚዝርፍን
...
ድጒ
2:16
-
ኲሎም ጸላእትኺ
...
47
ፍርሃትን ጕድጓድን ምፍራስን ጥፍኣትን በጽሓና።
Related
ኢሳ
24:17
-
ኣታ ኣብ ምድሪ
...
ኤር
48:43
-
ኣታ ኣብ ሞኣብ
...
48
ብናይ ምጭፍላቕ ጓል ህዝበይ ካብ ዓይነይ ውሒዝ ማይ ይውሕዝ ኣሎ።
Related
መዝ
119:136
-
ሕግኻ ኣይሕልዉን
...
መዝ
137:1
-
ኣብ ጥቓ ርባታት
...
49-50
እግዚኣብሄር ኣንቈልቊሉ ኽሳዕ ዚርእን፡ ካብ ሰማይ ክሳዕ ዚጥምትንሲ፡ ዓይነይ ከይዐረፈን ከየቛረጸን ዘርባሕባሕ ይብል ኣሎ።
Related
ድጒ
1:16
-
ስለዚ ኣነ እበኪ
...
51
ብምኽንያት ኲለን ኣዋልድ ከተማይ ዓይነይ ንነፍሰይ የሕዝና ኣሎ።
52
እቶም ብዘይ ምኽንያት ዚጸልኡኒ ኸም ዑፍ ሀደኑኒ።
Related
1ሳሙ
26:20
-
ሕጂ ኸኣ ንቖቓሕ
...
መዝ
124:7
-
ነፍስና ኸም ዑፍ
...
53
ህይወተይ ኣብ ጒድጓድ ኣጥፍኡ፡ ኣብ ልዕለይ ከኣ እምኒ ደርበዩ።
Related
ኤር
37:16
-
ሽዑ ኤርምያስ ኣ
...
ኤር
38:6
-
ሽዑ ንኤርምያስ
...
54
ማይ ኣብ ልዕሊ ርእሰይ ወሐዘ፡ ጥራስ ጠፍእኩ፡ በልኩ።
Related
መዝ
69:2
-
ናብቲ መርገጺ ዜ
...
ዮና
2:3
-
በለ ድማ፣ ካብ
...
መዝ
31:22
-
ኣነስ ብስምባደይ
...
ኢዮ
22:11
-
ወይስ ነቲ ኸቢቡ
...
መዝ
88:16
-
ሓዊ ቚጥዓኻ ብል
...
55
ካብ መዓሙቚ ጒድጋድ፡ ዎ እግዚኣብሄር፡ ስምካ ጸዋዕኩ።
Related
ዮና
2:3
-
በለ ድማ፣ ካብ
...
56
ድምጸይ ሰሚዕካ፡ ካብ እህህታይን ጭርሓይን እዝንኻ ኣይትሕብኣዮ።
Related
ኢዮ
34:26-28
-
ገዓር ድኻ ናብኡ
...
መዝ
130:2
-
ጐይታየ፣ ድምጸይ
...
57
በታ ዝጸዋዕኩኻ መዓልቲ ቐረብካ፡ ኣይትፍራህ፡ በልካ።
Related
መዝ
145:18
-
እግዚኣብሄር ንዚ
...
58
ዎ ጐይታይ፡ ንነገር ነፍሰይ ተጠበቕካ፡ ንህይወተይ ተበጆኻ።
59
ዎ ጐይታይ፡ ነቲ ዝወረደኒ ግፍዒ ርኤኻ፡ ፍትሒ ኣውጽኣለይ።
Related
መዝ
18:19
-
ንሱ ናብ ገፊሕ
...
ዘፍ
30:6
-
ሽዑ ራሄል፡ ኣም
...
60
ኲሉ እቲ ቒሞም፡ ኣባይ ዝጠለፍዎ ዂሉ ውዲቶም ርኤኻ።
Related
ኤር
11:19
-
ኣነ ግና ከም ና
...
61-62
ዎ ጐይታይ፡ ኲሉ ጸርፎም፡ ኲሉ ኣባይ ዝጠለፍዎ ውዲቶም፡ ከናፍር እቶም ተቓወምተይ፡ ምሉእ መዓልቲ እኩይ ዚመኽሩለይ ሰማዕካ።
63
ኣብ ምቕማጦምን ምትንሳኦምን እሞ ጠምት፡ ኣነስ መድረፊኦም ኰይነ ኣሎኹ።
Related
ኢዮ
30:9
-
ሕጂ ኣነ መድረፊ
...
ድጒ
3:14
-
መላገጺ ዂሉ ህዝ
...
64
ዎ እግዚኣብሄር፡ ከም ግብሪ ኣእዳዎም ሕነ ፍደዮም።
Related
መዝ
28:4
-
ከም ግብሮምን ከ
...
ኤር
51:6
-
ብሰሪ ዓመጻኣ ኸ
...
ኤር
51:24
-
ኣነ ኸኣ ንባቢሎ
...
መዝ
94:2
-
ኣታ ፈራድ ምድሪ
...
ኤር
51:56
-
እግዚኣብሄር፡ ን
...
65
ድርቅና ልቢ ሃቦም፡ መርገምካ ኣውርደሎን።
Related
ዘጸ
14:8
-
እግዚኣብሄር ንል
...
ዘዳ
2:30
-
ሲሆን፡ ንጉስ ሔ
...
ኢሳ
6:9-10
-
ንሱ ድማ፡ ኪድ
...
66
ብቚጥዓ ስጐጎም፡ ካብ ትሕቲ ሰማይ እግዚኣብሄር ኣጽንቶም።
«
‹
3
1
2
3
4
5
›
»
1
I am the man that has seen affliction by the rod of his wrath.
2
He has led me and caused me to walk in darkness, and not in light.
3
Surely against me he turns his hand again and again all the day.
4
My flesh and my skin has he made old; he has broken my bones.
5
He has built against me, and compassed me with gall and travail.
6
He has made me to dwell in dark places, as those that have been long dead.
7
He has walled me about, that I can''t go forth; he has made my chain heavy.
8
Yes, when I cry, and call for help, he shuts out my prayer.
9
He has walled up my ways with hewn stone; he has made my paths crooked.
10
He is to me as a bear lying in wait, as a lion in secret places.
11
He has turned aside my ways, and pulled me in pieces; he has made me desolate.
12
He has bent his bow, and set me as a mark for the arrow.
13
He has caused the shafts of his quiver to enter into my kidneys.
14
I am become a derision to all my people, and their song all the day.
15
He has filled me with bitterness, he has sated me with wormwood.
16
He has also broken my teeth with gravel stones; he has covered me with ashes.
17
You have removed my soul far off from peace; I forgot prosperity.
18
I said, My strength is perished, and my expectation from Yahweh.
19
Remember my affliction and my misery, the wormwood and the gall.
20
My soul still remembers them, and is bowed down within me.
21
This I recall to my mind; therefore have I hope.
22
[It is of] Yahweh''s loving kindnesses that we are not consumed, because his compassion doesn''t fail.
23
They are new every morning; great is your faithfulness.
24
Yahweh is my portion, says my soul; therefore will I hope in him.
25
Yahweh is good to those who wait for him, to the soul that seeks him.
26
It is good that a man should hope and quietly wait for the salvation of Yahweh.
27
It is good for a man that he bear the yoke in his youth.
28
Let him sit alone and keep silence, because he has laid it on him.
29
Let him put his mouth in the dust, if so be there may be hope.
30
Let him give his cheek to him who strikes him; let him be filled full with reproach.
31
For the Lord will not cast off forever.
32
For though he cause grief, yet he will have compassion according to the multitude of his loving kindnesses.
33
For he does not afflict willingly, nor grieve the children of men.
34
To crush under foot all the prisoners of the earth,
35
To turn aside the right of a man before the face of the Most High,
36
To subvert a man in his cause, the Lord doesn''t approve.
37
Who is he who says, and it comes to pass, when the Lord doesn''t command it?
38
Doesn''t evil and good come out of the mouth of the Most High?
39
Why does a living man complain, a man for the punishment of his sins?
40
Let us search and try our ways, and turn again to Yahweh.
41
Let us lift up our heart with our hands to God in the heavens.
42
We have transgressed and have rebelled; you have not pardoned.
43
You have covered with anger and pursued us; you have killed, you have not pitied.
44
You have covered yourself with a cloud, so that no prayer can pass through.
45
You have made us an off-scouring and refuse in the midst of the peoples.
46
All our enemies have opened their mouth wide against us.
47
Fear and the pit are come on us, devastation and destruction.
48
My eye runs down with streams of water, for the destruction of the daughter of my people.
49
My eye pours down, and doesn''t cease, without any intermission,
50
Until Yahweh look down, and see from heaven.
51
My eye affects my soul, because of all the daughters of my city.
52
They have chased me sore like a bird, those who are my enemies without cause.
53
They have cut off my life in the dungeon, and have cast a stone on me.
54
Waters flowed over my head; I said, I am cut off.
55
I called on your name, Yahweh, out of the lowest dungeon.
56
You heard my voice; don''t hide your ear at my breathing, at my cry.
57
You drew near in the day that I called on you; you said, Don''t be afraid.
58
Lord, you have pleaded the causes of my soul; you have redeemed my life.
59
Yahweh, you have seen my wrong; judge you my cause.
60
You have seen all their vengeance and all their devices against me.
61
You have heard their reproach, Yahweh, and all their devices against me,
62
The lips of those that rose up against me, and their device against me all the day.
63
See you their sitting down, and their rising up; I am their song.
64
You will render to them a recompense, Yahweh, according to the work of their hands.
65
You will give them hardness of heart, your curse to them.
66
You will pursue them in anger, and destroy them from under the heavens of Yahweh.
Back to top
Page design based on
Bootstrap
theme
All right Reserved. geezexperience.com
more info